Author: amanuel

1 549 550 551 552 553 562 5510 / 5613
ኤርትራ፣ ‘ንለውጢ ኣይንህወኽን ኢና’ ፕ.ኢሰያስ; ‘ይኣክል፣ ብባዶ መብጽዓ ኣይንታለልን’ ህዝቢ ኤርትራ

ኤርትራ፣ ‘ንለውጢ ኣይንህወኽን ኢና’ ፕ.ኢሰያስ; ‘ይኣክል፣ ብባዶ መብጽዓ ኣይንታለልን’ ህዝቢ ኤርትራ

Radio Erena: 26 May 2019 መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ክልተ ደምበታት ብምዃን ጸምቢሎማ። ብፍላይ’ቶም ኣብ ደምበ ደለይቲ ፍትሒን ደሞክራስያዊ ለውጢን ዝርከቡ ኤርትራውያን [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

Radio Erena: 26 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ቆንስል፣ ንገማል ኣል-ዲን ዑመር ኢብራሂም ከም ሓድሽ ኣባሉ ሸይሙዎ። ዑመር ኢብራሂም ንሙስጣፋ መሓመድ ሙስጣፋ ተኪኡ’ዩ ናብ ወተሃደራዊ ቆንስል ተ [...]
“ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት’ያ ትርከብ፣” IMF

“ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት’ያ ትርከብ፣” IMF

Radio Erena: 24 May 2019 ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት ከምእትርከብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል ነዚ ዝገለጸ፣ ሓደ ጉጅለ ልኡኽ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ ክካየድ ጸዊዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ ክካየድ ጸዊዓ

Radio Erena: 24 May 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ህጽጽ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ን30 ግንቦት ኣብ ከተማ ማካ ክካየድ ጸዊዓ። እታ ሃገር፣ ነዚ ዋዕላ ዝጠለበትሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ዓረብ ተኸሲቱ ኣብ ርእሲ [...]
ኬንያ፣ ሚኒስተር ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ሶማልያ ሰጕጓ

ኬንያ፣ ሚኒስተር ዝርከቦም ሰበ ስልጣን ሶማልያ ሰጕጓ

Radio Erena: 24 May 2019 ኬንያ፣ ሓደ ሚኒስተርን ክልተ ኣባላት ባይቶን ሶማል ከምዝሰጎገት መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ። ብመሰረት መግለጺ መንግስቲ ሶማል፣ እቶም ሰለስተ ሰበ ስልጣን፣ ብሰኑይ 20 ግንቦት፣ ኣብ ና [...]
24 ግንቦት፣ ለውጢ ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ

24 ግንቦት፣ ለውጢ ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ

Radio Erena: 23 May 2019 መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ምንጋስ ፍትሒን ደሞክራስያዊ ለውጥን ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተበጋገሰ ናይ "ይ [...]
ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

Radio Erena: 23 May 2019 ዓርቢ 24 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ክልተ ሄሊኮፕተራት ዝርከብአን ሽዱሽተ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ከምዝቐነያ ምንጭታት ሬድ [...]
ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ 22 ኤርትራውያን ቀይዳ

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ 22 ኤርትራውያን ቀይዳ

Radio Erena: 23 May 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ'ዮም ዝበሎም 22 ኤርትራውያን ብሰኑይ 20 ግንቦት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ'ውን 17 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 2 [...]
ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

Radio Erena: 23 May 2019 ብሳልሕ ጎሽ ዝፍለጥ ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት ኣል በሺር ነበር ሳልሕ ዓብደላ መሓመድ፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከምዝከልከሉ ሮይተርስ ሓቢሩ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ሓላፊ ጸጥታ ነበር ካብ ገዝኡ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት 39 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት 39 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 22 May 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ከቢድ ናይ ባጀት ቅልውላው 39 ኤምባሲታት ክዓጹ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
1 549 550 551 552 553 562 5510 / 5613