Author: amanuel
![ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/RSF.jpg)
ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ።
ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]
![ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/kibya.jpg)
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም
Radio Erena: 21 June 2019
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 131 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብሓገዝ ተጸዋዒ ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም።
እዞም ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዝዝከረሉ ዕለት 2 [...]
![ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/Aby.jpg)
ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ንጉዳይ ሱዳን ፍታሕ ከምጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ እማመ ሰላም ብዝምልከት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
![](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/20june.jpg)
![ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/yemaneabiy.jpg)
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 June 2019
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]
![ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/ethiotelecom.jpg)
ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም
Radio Erena: 19 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጉጅለ ጠበቓታት፣ ኣገልግሎት ቴሌኮሙኒኬሽን’ታ ሃገር ኢንተርነት ብምዕጻዉ፣ ክሲ ከቕርቡሉ ተዳልዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ።
እቶም ጠበቓታት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ [...]
![ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/sudan-2.jpg)
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 19 June 2019
ህዝቢ ሱዳን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ ወንበር ሒዙ ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ብምጥላብ ከካዪዶ ዝጸንሐ ኣድማ፣ ዳግመ ውደባ ብምክያድ ተቓ [...]
![ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/houthii.jpg)
ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 19 June 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ።
እቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዝርከብ ኣብሃ ዝተባህለ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ከፊላዊ [...]
![መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝውነና ትካላት ጥዕና ክህገራ ወሲኑ መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝውነና ትካላት ጥዕና ክህገራ ወሲኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/digsa.jpg)
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝውነና ትካላት ጥዕና ክህገራ ወሲኑ
Radio Erena: 18 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ ክመሓደራ ዝጸንሓ ክሊኒካት ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ።
እተን ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝ [...]
![ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝተፈላለየ መርገጺ ምውሳደን ሻቕሎት ይፈጥር ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝተፈላለየ መርገጺ ምውሳደን ሻቕሎት ይፈጥር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/erisudan.jpg)
ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝተፈላለየ መርገጺ ምውሳደን ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 18 June 2019
ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለወን መርገጺ ብምፍልላዩ፣ ነቲ ከም ሓድሽ ጀሚሩ ዘሎ ዝምድነአን ከይትንክፎ ስግኣት ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኤውሮጳውያን ዲፕሎማሰኛታት ነዚ ስክፍታ’ [...]