Author: amanuel

ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ
Radio Erena: 22 August 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምጥሓላ ልዕሊ 100 ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ።
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወት ኣብ ምድሓን ተዋፊሩ ዝር [...]

ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ
Radio Erena: 22 August 2019
ኣብ ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ ናይ መሰጋገሪ ግዝያዊ ባይቶ ብወግዒ ቆይሙ።
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ወርሒ ለካቲት ስልጣን ተረኪቡ ዝጸንሐ [...]

ሶማልን ጂቡቲን ሽበራ ኣብ ምምካት ብሓባር ንዘካይድኦ ዘለዋ ቃልሲ ከሐይላ ምዃነን ይገልጻ
Radio Erena: 22 August 2019
መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዘካይድዎ ዘለው ሓባራዊ ቃልሲ ከሐይሉ ምዃኖም ገሊጾም።
እቶም መራሕቲ ነዚ ዝገለጹ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ብ19 ነሓሰ [...]

Biography of jailed Eritrean-Swedish journalist launched in Sweden
Radio Erena: 21 August 2019
A biography of jailed Eritrean-Swedish journalist Dawit Isaac has been published in Swedish.
The 230-page book o [...]

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ
Radio Erena: 21 August 2019
ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘካየደቶ ናይ መጻረዩ ናይ ሴካፋ ግጥም፣ 6 ብ 0 ምዕዋታ፣ ዝበዝሐ ዝተመዝገ [...]

ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም
Radio Erena: 21 August 2019
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ኣብ መርከብ ዝርከቡ 98 ስደተኛታት ትቕበሎም ሃገራት ስኢኖም ከምዝጸንሑ ኣብ ስጳኛ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ Open Arms ኣፍሊጡ። [...]

ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ
Radio Erena: 21 August 2019
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 3347 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ ንክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ለ ኒውስ ሓቢሩ።
እዚ ብዝሒ'ዚ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳ [...]

ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ
Radio Erena: 20 August 2019
ታሪኽ ህይወት ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ን18 ዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ዝኾነ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ፣ ብቋንቋ ሽወደን ተሓቲማ፣ ናብ ህዝቢ ተ [...]

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም
Radio Erena: 20 August 2019
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝሓዘ ገሊጹ።
ኣፈኛ 'ቲ ሓይሊ ባሕሪ ጀነራል ኣዩብ ቓስም፣ ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ብዝሃቦ [...]

ሑቲ፣ ኣብ ኢራን ሓድሽ ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ
Radio Erena: 20 August 2019
ብኣመንቲ ሺዓ ዝምራሕ ሑቲ ናይ የመን፣ ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢራን ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ።
ኣብ የመን ዓብላሊ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ቦታ ሒዙ ዝርከብ ሑ [...]