Author: amanuel

1 539 540 541 542 543 567 5410 / 5665
“ብስም “ሲኖዶስ” ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ዘሕዘነ’ዩ” መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት

“ብስም “ሲኖዶስ” ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ዘሕዘነ’ዩ” መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት

Radio Erena: 22 July 2019 ብስም "ሲኖዶስ" ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንዝነብሩ ኦርቶዶክሳውያን ኣመንቲ ዘሕዘነ ጉዳይ ምዃኑ መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳ [...]
ኤርትራ፣ መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባህሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን ተሃጊሮም

ኤርትራ፣ መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባህሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን ተሃጊሮም

Radio Erena: 22 July 2019 መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባሃሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን፣ ከምዝተሃገሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ጥራይ፣ ኣብ ከባቢ ማይ-ተመናይ ካብ ዝርከ [...]
ፖሊስ ግብጺ 40 ኤርትራውያን ኣሲሮም

ፖሊስ ግብጺ 40 ኤርትራውያን ኣሲሮም

Radio Erena: 22 July 2019 ፖሊስ ግብጺ፣ ኣብ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ብውሕዱ 40 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ከምዝኣሰሩ ወኪል ማሕበ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ

ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ

Radio Erena: 22 July 2019 ኣብ ኢትይጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ደቡብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ከምዝጠፍአን፣ ዛጊት ግምቱ ዘይተሓበረ ንብረት ከምዝዓነወን ዝተፈላለየ ም [...]
ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ጥሪት ይገፉ

ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ጥሪት ይገፉ

Radio Erena: 21 July 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ናይ ሰብን ጥሪትን ከቢድ ግፋ ክካየድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ንጥሪት ብዝምልከት፣ ካብ ገጠራት ኤርትራ መጺኦም ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሸጡ ኣብ ዝፈተኑሉ [...]
ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም

ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም

Radio Erena: 21 July 2019 ልፍንቲ መስሪቶም ዘለዉ ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ወተሃደራዊ ጉጅለን ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም። እቲ ብዑመር ኣልዲገይር ዝምራሕ ልፍንቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ

መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 21 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ። ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ማይክ ፐንስ ብሓሙስ 18 ሓምለ ኣብ ዋዕላ ‘ናጽነት ሃይማኖት’ ተረኺቡ ኣብ ዘስመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ

ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ

Radio Erena: 19 July 2019 ህዝቢ ሲዳማ ናይ ኢትዮጵያ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ንምቛም ክገብሮ ዝጸንሐ ቃልሲ ንምቕጻሉ ተዳልዩ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታታት ኣነጺሩ። እቲ ህዝቢ ዘልዓሉ ሕቶ [...]
ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 19 July 2019 ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ወትሃደራት፣ [...]
ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ

ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ

Radio Erena: 18 July 2019 ብሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝምርሑ ኣቡናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ ኣብ ምክያድ ተጸሚዶም ይርከ [...]
1 539 540 541 542 543 567 5410 / 5665