Author: amanuel
السلطات في ارتريا تشرع في تأميم المعاهد الدينية والمدارس المسيحية الخاصة
اذاعة إرينا: الاخبار الخميس 5 سبتمبر 2019
تفيد مصادر اذاعة إرينا بأن إدارات الاقاليم ووزارة التربية نفذت تهديداتها السابقة بتأميم المعاهد الدينية وال [...]
حملات تفتيش واسعة للجيش في ضواحي صنعفي
الاخبار اذاعة ارينا الدولية الاربعاء 4 سبتمبر 2019
شهدت قرى وضواحي عدي لاخا وكساد امبا والقرى المحيطة بمدينة صنعفي حملات تفتيش واسعة قامت بها وحدات م [...]

ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም፣ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ዘካየየዱ ኤርትራውያን ኣዛራቢ ኮይኑ። [...]

ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከባ ዓድታት ጽዑቕ ተፍቲሽ ተኻይዱ
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርክከባ ዓድታት፣- እምባለኻ፣ ዓደጣል፣ ኣሮሞ፣ ክሳድ እምባን ኣግሩፍን፣ ጽዑቕ ተፍትሽ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ወተሃደራት መንግስቲ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተሃጊረን
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተሃገራ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት ነተን ትካላት ዝተዋህበ መምር [...]

ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ዎላይታ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ክህልዎ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ዎላይታ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ክህልዎ፣ ናብ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ ሕቶ ቀሪቡ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሕቶ ምቛም ክልል ብወግዒ ናብ መግስቲ ቀሪቡ [...]

ሶማል፣ ናብ ኪስማዮ ዝካየድ ቀጥታዊ በረራታት ደው ክብል ኣዚዛ
Radio Erena: 04 September 2019
መንግስቲ ሶማል፣ ካብ ኬንያ፣ ናብታ ርእሰ ከተማ ጁባላንድ ኮይና ዘላ ኪስማዮ ዝካየድ ቀጥታዊ በረራታት ደው ክብል ኣዚዙ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ትእዛዝ ዘመሓላለፈ፣ ኬንያ ነቲ [...]

ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 03 September 2019
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ጽባሕ 4 መስከረም ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ።
ክልተ ፕሮፌሽናል [...]

ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ
Radio Erena: 03 September 2019
ጽላል ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራ ዝኾነ፣ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ፈላሚ ቤት ጽሕፈቱ፣ ብቀዳም 31 ነሓሰ ኣብ ስቶኮልም ከፊቱ።
ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ፣ ድሕሪ ሸሞንተ [...]

መንግስቲ ሶማል፣ ንሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ኣሲሩ
Radio Erena: 03 September 2019
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ንሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ዓብደልራሺድ ሓሰን ዓብዲኑር ከምዝኣሰሮ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተር ናይታ ርእሰ ምምሕዳር፣ ካብ ኣዲስ [...]