Author: amanuel
![ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Qatar-and-Somalia.jpg)
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 26 August 2019
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልራሕማን ኣል ታ [...]
![ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Abdella-Hamdok.jpg)
ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 August 2019
ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶቕ ገሊጹ።
ንሱ፣ ብ24 ነሓሰ፣ ንማዕከናት ዜና [...]
![ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Adetat.jpg)
ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ
Radio Erena: 25 August 2019
ብስም "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዝተወደበ ዋዕላ ደለይቲ ፍትሒ፣ ካብ 23 ክሳብ 25 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፈርት ተኻይዱ።
ዕላማኡ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ [...]
![ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/eriOsudan.jpg)
ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 25 August 2019
ኣብ ጽምብል ስምምዕ ሰላም ሱዳን ወከልቱ ዘይለኣኸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ርክብ ኣካዪዱ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፣ ናብ [...]
![ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/baytoethio.jpg)
ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ
Radio Erena: 25 August 2019
ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገርን መስርሕ ተሳትፎ ተወዳደርትን ብዝምልከት ንዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ።
ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና [...]
![ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Gis-sudan.jpg)
ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም
Radio Erena: 25 August 2019
ኣብ ሱዳን ኣገልግሎት ስለያ ክፍሊ ስርሒታት ዝነበሩ ኣባላት፣ ካብ ኣሃዱታቶም ፋሕ ክብሉ ንዝተዋህቦም ትእዛዝ ነጺጎሞ።
ጀነራል ዳይረክተር’ቲ ኣገልግሎት ስለያ ኣቡበከር ሙስጦፋ ብሓሙስ [...]
![ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Saudi-women.png)
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን
Radio Erena: 23 August 2019
ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገሻ'የን።
ክፍሊ ፓስፖርት እታ ሃገር ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበ [...]
![ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Ahmed-Madobe.png)
ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ
Radio Erena: 23 August 2019
ካብ ሶማል ተፈልያ ናይ ገዛእ ርእሳ ምምሕዳር መስሪታ ኣብ እትርከብ ጁባላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣሕመድ መሓመድ ማዶበ ተዓዊቱ።
ኣሕመድ ማዶበ [...]
![ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Libya-migrants.png)
ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ
Radio Erena: 22 August 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምጥሓላ ልዕሊ 100 ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ።
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወት ኣብ ምድሓን ተዋፊሩ ዝር [...]
![ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Sudan-11-new-gov.png)
ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ
Radio Erena: 22 August 2019
ኣብ ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ ናይ መሰጋገሪ ግዝያዊ ባይቶ ብወግዒ ቆይሙ።
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ወርሒ ለካቲት ስልጣን ተረኪቡ ዝጸንሐ [...]