Author: amanuel

1 512 513 514 515 516 578 5140 / 5778
ሓዳስ ፕረዚደንት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣህጉራዊ ዑደታ ብኢትዮጵያ ክትፍልም’ያ

ሓዳስ ፕረዚደንት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣህጉራዊ ዑደታ ብኢትዮጵያ ክትፍልም’ያ

Radio Erena: 03 December 2019 ሓዳስ ፕረዚደንት ኮሚሽን ሕብረት ኤውሮጳ ኡሩስላ ቮን ደር ለየን፣ ካብ ዞባ ኤውሮጳ ወጻኢ ናይ መጀመርያ ዑደታ ናብ ኢትዮጵያ ከተቅንዕ'ያ። ንሳ ናይ መጀመርያ ኣህጉራዊ ዑደታ፣ [...]
Asmara and Doha at loggerheads

Asmara and Doha at loggerheads

Radio Erena: 02 December 2019 Once more and in less than a year, Asmara has succeeded in putting Doha on the defensive. With a fiery ten-point [...]
ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ  ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

Radio Erena: 02 December 2019 ኣብ 2018፣ ብደረጃ ዓለም1.7 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ-ኤይድስ ከምዝተለኽፉ ውድን ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብታ ዓመት እቲ ድማ ልዕሊ 700 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ እዚ ሕ [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2019 ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ፣ ብምስጢር ርካባት ምክያደን ተገሊጹ። ሮይተርስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝቕረቦ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ሸ [...]
ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

Radio Erena: 02 December 2019 ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ብ29 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሱዳን ኣብ ዝተረኽብሉ ዋዕላ፣ ሱዳን ኣቦ መንበርነት ኢጋድ ተረኪባ። [...]
ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

Radio Erena: 01 December 2019 ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ምሉእ ብምሉእ ነጺጋቶ። መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣፈኝኡ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቐጠር ምስ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት ብምትሕብባር [...]
ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ ሱዳን፣ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ከየካይድ ተኣጊዱ

ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ ሱዳን፣ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ከየካይድ ተኣጊዱ

Radio Erena: 01 December 2019 ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ ሱዳን፣ ነዚ ዝመጽእ 10 ዓመታት ዝኾነ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ከየካይድ ተኣጊዱ። መሰጋገሪ ቆንስል ሱዳን ንኣስታት 14 ተኸታታሊ ሰዓታት ድሕሪ ዘካየዶ ጽዑ [...]
ሕ/መ/ኣ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈትሪ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ሕ/መ/ኣ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈትሪ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 01 December 2019 ኣመሪካ ንጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንምጥቃዕ ኣብ ሶማል ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዳ። እቲ ኣብ ከባቢታት ጂሊብ ዝተኻየደ ደብዳብ፣ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝተኻየደ ክኸውን እንከሎ፣ ንዘውረ [...]
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

Radio Erena: 29 November 2019 ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም። ኣብቲ ብዓርቢ 29 ሕዳር፣ ዝተጋብአ መበል 13 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ

Radio Erena: 28 November 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይገልጽ ኣሎ። እቲ መንግስቲ ብመንገዲ ኤምባሲታት፣ ካድራትን ካልኦት ልኡኻትን ኣብ ውሽ [...]
1 512 513 514 515 516 578 5140 / 5778