Author: amanuel

1 510 511 512 513 514 562 5120 / 5614
ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 13 October 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ሙዃና ተገሊጹ። ብዓርቢ 11 ጥቅምቲ ካብ ፐንታጎን ዝወጸ መግለጺ ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ [...]
The Absent Partner

The Absent Partner

Radio Erena: 11 October 2019 Evidently, only partners can make peace. While Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed won Nobel Peace Prize for 2019, his [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል 2019 ተዓዊቱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ሚያዝያ 2018 ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ እዋን፣ ም [...]
መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

Radio Erena: 11 October 2019 መራሕቲ ሱዳን፣ ድቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዝገበረሎም ዕድመ መሰረት ኢትዮጵያ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ፣ ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ [...]
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 11 October 2019 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣንጻሩ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘይጻወር ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሙስጠፋ ማድቡሊ ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብ ዘመሓላለፎ መጠንቀቕታ፣ ነታ ሃገር ንምሕማስ ዝ [...]
ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን

ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ ህግደፍ ዝተሳተፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ ሰብ ከምዘየለ ነቲ ጉዳይ ዝከታተሉ [...]
ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ

Radio Erena: 10 October 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ከተማ ዓደን ዓስኪሩ ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ። ሮይተርስ ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ወትሃደራት ዝጸዓና [...]
ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ርዋንዳ፣ "ደቂንስትዮ ርኹሳት'የን" ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ከምዝተሰጎገ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግሬግ ስኮፍ ዝተባህለ ፓስተር፣ ብዝውንና፣ መንፈ [...]

الخطوط الجوية الاوغندية تسير رحلات إلى اسمرا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 9 اكتوبر 2019 أكدت الخطوط الجوية الاوغندية وضمن خطتها التشغيلية المقبلة بأنها سوف تسير رحلات منتظمة بين كمبالا [...]
ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 09 October 2019 ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዳግም ዝትንሳእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካብን ናብን ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዝጅምረሉ ዕለት ግና ብንጹር [...]
1 510 511 512 513 514 562 5120 / 5614