Author: amanuel
![“ጅቡቲ፣ 14% ካብ ሓፈሻዊ እቶታ፣ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ሳላ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ’ያ ትረኽቦ” “ጅቡቲ፣ 14% ካብ ሓፈሻዊ እቶታ፣ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ሳላ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ’ያ ትረኽቦ”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/US.jpg)
“ጅቡቲ፣ 14% ካብ ሓፈሻዊ እቶታ፣ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ሳላ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ’ያ ትረኽቦ”
Radio Erena: 13 December 2019
ጅቡቲ፣ ካብ እትረኽቦ ዓመታዊ ሓፈሻዊ እቶት፣ እቲ 14% ወይ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ካብ ኣመሪካ'ያ ትረኽቦ።
እዚ ድማ፣ ሳላ'ቲ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ኣመ [...]
![ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/Human-Rights-Erena.jpg)
ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ
Radio Erena: 12 December 2019
ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ።
እቲ ብ10 ታሕሳስ 2019፣ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ፈረንሳ ተወዲቡ፣ ብኮሚሽን ምምኽካር ንሰብኣዊ መሰላት [...]
![“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ “ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/cpj.jpg)
“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ
Radio Erena: 12 December 2019
ክሳብ 1 ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብደረጃ ዓለም 25 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለዉ፣ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚቴ ንድሕነት ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ11 ታ [...]
![ኣሚር ቀጠር፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ወሽመጥ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉ ኣሚር ቀጠር፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ወሽመጥ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/Qatar-Saudi.png)
ኣሚር ቀጠር፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ወሽመጥ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉ
Radio Erena: 12 December 2019
ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ሓቢረን።
እቲ ኣሚ [...]
![ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ኣካይዱ ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ኣካይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/somattack.jpg)
ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 12 December 2019
ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ምክያዱ ፖሊስ ሞቛድሾ ሓቢሩ።
ልብሲ ፖሊስ ዝተኸድኑ ሓሙሽተ ኣባላት ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ እቲ ቤት መንግስቲ ኣብ እትርከብ ሆቴል [...]
![ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/Port-Sudan.png)
ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ
Radio Erena: 11 December 2019
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤጃን ሰራዊት መንግስትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብን ናብን እታ ከተማ ዘመላልስ ጎደናታት ንሓደ መዓልቲ ከምዝተዓጽወ ፓ [...]
![ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/Ethiopia-Djibouti-militaries.png)
ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ
Radio Erena: 11 December 2019
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋጽ ዘተኮረ ሓያሎ ስምምዓት ከምዝኸተማ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እዚ ዝተሓበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
![ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/12/Eritreans-in-Oslo.png)
ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 11 December 2019
ኣብ ነርወይ ከተማ ኦስሎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ "ሰላም ብግብሪ ደኣ ምበር'ምበር ብዘረባ ኣይትርከበን" ክብሉ፣ ኣንጻር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰል [...]
اذاعة ارينا تفوز بالجائزة الخاصة لمفوضية حقوق الانسان الفرنسية
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 10 ديسمبر 2019
بمناسبة اليوم العالمي لحقوق الإنسان قامت اليوم وزيرة العدل الفرنسية السيدة نيكول بيلوبيه بتوزيع [...]
الفقر يهدد الأسر الارترية في هولندا
الاخبار: اذاعة ارينا الدولية الثلاثاء 12 ديسمبر 2019
افاد موقع هولندا اليوم الاخباري بأن الأسر ذات الدخل المحدود لم تستفد من النمو الاقتصادي في هولند [...]