Author: amanuel

ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ክሳተፋ ዝመደበቶ ወትሃደራዊ ልምምድ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ሰሪዛቶ
Radio Erena: 05 March 2020
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዝወጠነቶ መደብ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ከምዝሰረዘቶ መንስግቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣስታት 2 [...]
ባንክ ዓለም፣ 5.3 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ሶማል ክስረዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 05 March 2020
ባንክ ዓለም፣ ሶማል ንዝጸንሓ 5.3 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዝስርዘላ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንክ ምስ መሻርኽቱ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ቁጠባዊ ዓቕሚ ናይተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገ [...]

ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ
Radio Erena: 04 March 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻኢ ሃገራት ዝመበቆሎም ኣስታት 13 ሽሕ ሱዳናውያን፣ ዜግነት ከምዝመንጠለት ጋዜጣ ኣል ወጠን ካብ ካርቱም ሓቢራ።
እንተኾነ እዞም ዜግነት ተመንጢሎም ዘለዉ ኣስታ [...]

ኣመሪካ፣ ኣርባዕተ ወትሃደራውያን ጀላቡ ንጂቡቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 04 March 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣመሪካ ንጂቡቲ እትገብሮ ወትሃደራዊ ድጋፍ፣ ኣብዚ ዝሃለፈ ወርሒ ኣርባዕተ ጀላቡ ንሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ከምዘበርከተት ወትሃደራውያን ምንጭታት ገሊጾም።
እተን [...]

ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ሚሊሻ ዞባ ጌዶን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓያሎ ተቐቲሎም
Radio Erena: 04 March 2020
ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ንምንጻል ጁባላንድ፣ ኣብ ዞባ ጌዶ ዝንቀሳቐሱን ሚሊሻ ውግእ ይካየድ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ሃገር ሓቢሮም።
እቲ ኣብዚ ሳልስቲ' [...]

ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ
Radio Erena: 03 March 2020
ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ሰሪቱ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ምህላዉ ኣብ ጀኔቫ ዝተጋብአ፣ መበል 43 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
[...]

ኮሮኖ ቫይረስ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋታተን ካብ ቻይና ብህጹጽ ዘየውጽኣሉ ምኽንያት ዋሕዲ ዓቕሚ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 03 March 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቻይና፣ ኣብ ማህደረ ትምህርቲ ዝርከቡ ኣሽሓት ዜጋተተን ብህጹጽ ከየውጽኣን ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ከይገብራሎምን ዓቕሚ ከምዝሓጸረን ተገሊጹ።
ብፍላይ ኣብቲ ብ [...]

ናብ ሶማል ምስጢራዊ ዑደት ዘካየዱ 11 ኣባላት ባይቶ ኬንያ ተቐይዶም
Radio Erena: 03 March 2020
ናብ ሶማል ምስጢራዊ ዑደት ዘካየዱ 11 ኣባላት ባይቶ ኬንያ፣ ናብ ሃገሮም ኣብ ዝተመልስሉ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ ከምዝተቐየዱ ማዕከናት ዜና ካብ ናይሮቢ ሓቢረን።
እቶም [...]

When Artists Lead the Way
Radio Erena: 02 March 2020
After three months of extensive deliberations on by-laws, role and structure, sixty Eritrean professional musicians, [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ኣብ ምዕራብ ኦሞ ኣብ እትርከብ ከባቢ ማጂ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ህዝብን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ግጭት፣ ንምእሳር ሓ [...]