Author: amanuel
ارتريا تمتلك أحد عشرة جهاز مساعدة على التنفس فنتيلتيور
اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الثلاثاء 21 أبريل 2020
في الوقت الذي تنتشر فيه مخاوف حقيقية من انتشار وباء كوفيد- 19 في ارجاء البلاد ذكر مصدر موثوق لإذا [...]

ኢትዮጵያ፣ ብዘይኣላዩ ንዝመጹ ኤርትራውያን ቆልዑ ንሓደጋ ተቃልዕ ከምዘላ ተወቒሳ
Radio Erena: 21 April 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ እትኽተሎ ዘላ ሓድሽ ፖሊሲ፣ ብዘይኣላትዩ ንዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ንሓደጋ የቃልዕ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሁማን ራይ [...]

መራሒ ናይታ “ዕጽውቲ” እትብሃል ሰሜን ኮርያ ብጽኑዕ ምሕማሙ ተሰሚዑ
Radio Erena: 21 April 2020
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ኪም ጆን ኡን፣ ብሕማም ልቢ፣ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቡ ከምዘሎ፣ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ደቡብ ኮርያ ኣቃሎዐን።
እተን ማዕከናት ዜና ነዚ ሓበሬታ ዘጋውሓ፣ እቲ [...]

ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ብምንካዩ፣ ንሓደ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ዜሮ ወሪዱ
Radio Erena: 21 April 2020
ኣብ ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ስለዝነከየ፣ ንሓደ ዋጋ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ሓደ ዶላር ወሪዱ።
እዚ ግና፣ ተጠቐምቲ ነዳዲ ብናጻ ክወስዱ ይኽእሉ'ዮም ማለት ከምዘይኮነ ተንተንቲ ቁጠባ የ [...]

“ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶት ሃገራት ኣፍሪቃ ብ1.6% ከንቆልቁል’ዩ”
Radio Erena: 21 April 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ኣብ ዘካይድኦ ዘለዋ መኸተ፣ ዝጸንሐን ውህሉል ዕዳ፣ ክድስክል ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን ቃል ኣትዮ'ዮም።
እንተኾነ እዛ [...]

ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና
Radio Erena: 21 April 2020
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ማዕከናት ዜና ቱርኪ ኣብ ውሽጢ ግዝኣተን ከይመሓላለፍ ድሕሪ ምዕፋነን፣ ቱርኪ'ውን ተመሳሳሊ ግብረ መልሲ ከምዝሃበት ይግልጸ ኣሎ።
ስዑዲ ዓረብን ሕ [...]

ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም
Radio Erena: 21 April 2020
ኣብ ቻድ፣ ምስ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ምዃኖም ዝተገልጹ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም።
እቶም ኣብ ከተም ጄሜና ኣብ ዝርከብ ቤት ማሰርቲ፣ ኣብ ሓደ ክፍሊ ተታሒዞም ዝነበ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ኣለዋ
Radio Erena: 20 April 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባት ዘገልግላ 11 መተንፈሲ ማሺናት (Ventilators) ከምዘለዋ፣ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ፣ ክፍሊ መጥባሕቲ ነርስ ዝነበረ መንእሰይ [...]

ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ
Radio Erena: 20 April 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ንዝጠሓሰ ኣማሓዳሪ ካርቱም፣ ሌተናንት ጀነራል ኣሕመድ ዓብዱን ካብ መዝነቱ ሰጕግዎ።
እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓስ፣ [...]

ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ
Radio Erena: 20 April 2020
ዚምባብዌ፣ ኣብ 18 ሚያዝያ ዝካየድ ዓመታዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት፣ ሎሚ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከተእንግዶ ኣይከእለትን።
ህዝቢ ዚምባብዌ፣ እንጻር ብሪጣንያን ድሕሪ ዘ [...]