Author: amanuel

ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ
Radio Erena: 21 May 2020
ብሩንዲ፣ ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝጸንሐ ፕረዚደንት ፒየኽ ኑኩሩንዚዛ ንምትካእ፣ ትማሊ ረቡዕ 20 ግንቦት ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ።
ኣስትታት 11 ሚልዮን ካብ ዝብዝሑ ህዝቢ ብሩንዲ፣ እቲ [...]

ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ
Radio Erena: 20 May 2020
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ግዙፍ ድፋዕ ወይ ውትሃደራዊ ግንቢ ትሃንጽ ከምዘላ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ መጽሔታት ዓለምና ዝኾነ ፎርብስ ገሊጹ።
እቲ ግንቢ፣ ኣብ 2016 ክህነጽ ከምዝጀመረ ዝሓበረት [...]

ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ
Radio Erena: 20 May 2020
ኣልሸባብ፣ ኣብ ፑንትላንድ፣ ዞባ ሙልዱግ ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ተቐቲሎም።
ፖሊስን ሓለፍቲ ጸጥታን ሶማል ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ [...]
المانيا تقدم دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 20 مايو 2020
ذكرت السفارة الالمانية في اسمرا بأن بلادها قدمت دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين الذين تضررت [...]

ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 19 May 2020
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ።
እቲ ብመ [...]

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን
Radio Erena: 18 May 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]

ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ
Radio Erena: 17 May 2020
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ።
እታ ሃገር ናብቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረበቶ ምሕጽንታ፣ እቲ ጉዳይ [...]

ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ
Radio Erena: 17 May 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ።
እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]

ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ
Radio Erena: 17 May 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተፈጸመ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ፣ ፈሊስየን ካቡጋ ዝተባህለ ርዋንዳዊ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ።
እቲ ንኣስታት 26 ዓመ [...]

ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ
Radio Erena: 17 May 2020
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]