Author: amanuel
![ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/sudan.jpg)
ሱዳን፣ 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ተኣኪቡ
Radio Erena: 25 May 2020
ሱዳን፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ከምዝበተኣከበ ኮሚሽን ምጽራይ ብልሽውና እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን [...]
![ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/franc.jpg)
ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ’ዩ
Radio Erena: 25 May 2020
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ፣ ግዝኣት ፈረንሳ ዝነበራ 8 ሃገራት፣ ን75 ዓመታት ክጥቀማሉ ዝጸንሓ ናይ ሓባር ባጤራ ከብቅዕ ምዃኑ ሃገራዊ ባንክ ፈረንሳ ኣፍሊጡ።
እቲ ምስ መንግስቲ ፈ [...]
![24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/may-24.jpg)
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር
Radio Erena: 24 May 2020
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]
![ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/danakali.jpg)
ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም
Radio Erena: 24 May 2020
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ።
እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]
![ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/macharCVD.jpg)
ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ
Radio Erena: 24 May 2020
ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሪክ ማቻር፣ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ ስለዘሎ፣ ን [...]
![“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል “ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Amnest-Eritrea.jpg)
“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፣ ማይ ስርዋን ዓላን ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ እሱራት ብዘይእኹል ማይን ጥዕናዊ ውሕስነትን፣ ብሕማቕ ተታሒዞም ከምዘለዉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 21 ግንቦት ኣብ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/refugee_camp_eth.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስታት [...]
![“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ “ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/southSudan-clash.png)
“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ ጆንገሊ፣ ፒየሪ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ብዝተጎሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 50 ድማ ከምዝቖሰሉን ሓካይም ብዘይዶብ ካብቲ ቦታ [...]
![ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Burundi.jpg)
ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ
Radio Erena: 21 May 2020
ብሩንዲ፣ ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝጸንሐ ፕረዚደንት ፒየኽ ኑኩሩንዚዛ ንምትካእ፣ ትማሊ ረቡዕ 20 ግንቦት ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ።
ኣስትታት 11 ሚልዮን ካብ ዝብዝሑ ህዝቢ ብሩንዲ፣ እቲ [...]
![ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Chineses-fortress-in-Djibouti.png)
ቻይና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ግዙፍ ድፋዕ ምህናጻ መጽሔት ፎርብስ ገሊጹ
Radio Erena: 20 May 2020
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ግዙፍ ድፋዕ ወይ ውትሃደራዊ ግንቢ ትሃንጽ ከምዘላ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ መጽሔታት ዓለምና ዝኾነ ፎርብስ ገሊጹ።
እቲ ግንቢ፣ ኣብ 2016 ክህነጽ ከምዝጀመረ ዝሓበረት [...]