Author: amanuel

1 447 448 449 450 451 570 4490 / 5697
ارتري يتسبب في مقتل طفلين وإمراة في ولاية اريزونا

ارتري يتسبب في مقتل طفلين وإمراة في ولاية اريزونا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاربعاء 1 يوليو 2020 أكدت شرطة مدينة فينكس بولاية اريزونا أن شابا ارتريا يبلغ من العمر 28 عاما استخدم سكينا في قتل طف [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ኤርትራውያን ኣሕዋት ቆልዑን ሓትንኦምን ምስኦም ብዝነብር ዘመድ ተቐቲሎም

ኣመሪካ፣ ክልተ ኤርትራውያን ኣሕዋት ቆልዑን ሓትንኦምን ምስኦም ብዝነብር ዘመድ ተቐቲሎም

Radio Erena: 01 July 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ግዝኣት ኣሪዞና ኣብ እትርከብ ከተማ ፈኒክስ፣ ንክልተ ኤርትራውያን ቆልዑን ሓትንኦምን ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ንባዕሉ'ውን ተወጊኡ ኣብ ሕምቕ ኩነታት ስለዝርከብ፣ ጠንቂ ' [...]
ካርቱም፣ ግዳያት ናዕቢ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ካርቱም፣ ግዳያት ናዕቢ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 01 July 2020 ኣብ ሱዳን፣ ስርዓት ኣልበሽር ንምእላውን ድሕሪኡ ናብ ስልጣን ንዝደየበ ወትሃደራዊ ሓይልን ንምቅዋም ኣብዝ ተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ዝተቐትሉ ዜጋታት ፍትሒ ክረኽቡዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይ [...]
ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ሓድሽ መንግስቲ ናብ ስልጣን ይምጻእ ደኣ'ምበር፣ ጸጥታን ድሕነትን እታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ከውሕስ ኣይከኣለን። ዝሓለፈ ዓመት፣ ጠቕላሊ [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣየርላንድ፣ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መስርሕ ክትጅምር ምዃና ኣይርሽ ታይምስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንሰበ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

Radio Erena: 30 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንምስታፍ ዝተበገሱ'ዮም ዝበሎም 122 ዜጋታቱ ከምዝኣሰረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ካብ ዝተታሕዙ ሰባ [...]
ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

Radio Erena: 30 June 2020 ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን። [...]
ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ

Radio Erena: 29 June 2020 ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ድቂሰብ ከምዝተዋፈራ ምምሕዳር ትራም ወቒሱ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ብ25 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]
ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ

ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 29 June 2020 ሶማል፣ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ። ኣደ መንበር ኮሚሽን ምርጫ፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ

ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ

Radio Erena: 29 June 2020 ሱዳን፣ ናብ ደሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር ኣብ እትሓልፎ ዘላ መንገዲ ንምሕጋዝ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ናይ ኣስታት 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ከምዝኣተዋላ ተገሊጹ። እቲ መብጽ [...]
1 447 448 449 450 451 570 4490 / 5697