Author: amanuel

ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 05 July 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ስነጥበባዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 166 ክብ ኢሉ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
ኮሚሽነር ፖሊስ ዞባ [...]

ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ
Radio Erena: 05 July 2020
ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብቲ ልፍንቲ መስሪቱ ብሞያውያን ክንቀሳቐስ ዝጸንሐ ክፋል ግዚያዊ መንግስቲ ከምዝሰሓበት ኣፍሊጡ።
ከምዝዝከር፣ ንዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ዝዓለወ ምን [...]

المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا تطالب الحكومة بتوفير الغذاء للشعب
ذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 3 يوليو 2020
في تقرير خاص قدمته السيدة دانيلا كرافيز المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا للدورة الرابعة [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 03 July 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19.7 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።
እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፣ ኣብ ትግባረ ወቕታዊ እማመታት፣ ኣብ ምብርባር ቁጠባ፣ ምፍጣር ናይ ስራሕ ዕድላት [...]

መንግስቲ ኤርትራ ምስ መሻርኽቱ፣ ንዜጋታቱ ህጽጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ክገብር፣ ፍልይቲ ጸብጻቢት ሰብኣዊ መሰላት ተማሕጺና
Radio Erena: 03 July 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን፣ ብስእነት መግቢ ንዝተጠቕዑ ዜጋታቱ ህጹጽ ሓገዝ ክገብር፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻባ ዘቕረበት፣ ዳኒኤላ ክራ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ቆልዑ ዝዓመጸ ሰብ 25 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 03 July 2020
ኣብ ሓያሎ ሃገራት፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ፣ ህዝቢ ኣብ ኣባይቱ ክዕጾ ንዝወጸ እዋጅ ተኸቲሉ ዝተፈላለየ ገበናት ተፈጺሙ'ዩ።
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ካብቲ ዝበዝሐ ዝተፈጸመ [...]

ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም
Radio Erena: 02 July 2020
ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ዝተፈላለዩ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ሓቱቶም።
ሓደ ካብቶም ኣባላት ፓርላማ፣ ኣባል ሰልፊ ቪቫ ኢጣልያ፣ ኒኮላ ካረ፣ [...]

ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝካየድ ሸርፍን ሓዋላን ምሉእ ብምሉእ ብሒቱ
Radio Erena: 02 July 2020
ትካል ህግደፍ ዝኾነ ሂምቦል፣ ንኹሉ'ቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝካየድ ዝነበረ ሸርፍን ሓዋላን ብሒትዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ።
እቲ ትካል፣ ነቲ ብዌስተርን ዩኒዮን፣ ናብ ባንክ ኤርትራ ዝ [...]

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሑዱ 50 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 July 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብዝተወልዐ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሕዱ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ መግለጺ ክልል ኦሮሞ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ናዕቢ፣ ቁጽሮም ዘይተጠቕሱ ብዙሓት [...]

1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ን5 ዓመታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽእል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 02 July 2020
1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ንሓሙሽተ ዓመታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዐሸጊ ዝሰኣነት መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽልእ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ።
እታ ንብረት መንግስቲ የመን ዝኾነት መር [...]