Author: amanuel
![ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Zimbbabwe-fuel-crises.png)
ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ
Radio Erena: 26 June 2020
ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ዝሕመስ ኣብ እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ መንግስቲ ንዋጋታት ነዳዲ ናይ 150% ወሰኽ ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ፣ ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ሰነ ዘውጽኦ ኣዋጅ [...]
![ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Ethio-UNICEF.png)
ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 26 June 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠቕዑ ኣስታት 4.4 ሚልዮን ሰባት ንምርዳእ ምስ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግብን ሕርሻን ስምምዕ ተኸቲሙ።
[...]
![ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/sam_libya.jpg)
ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ
Radio Erena: 25 June 2020
ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር፣ ካብ ዶባት ኤርትራ ጀሚርካ ክሳብ ማእከላይ ባሕሪ ዘሎ በዳሂ ጉዕዞ ስደት፣ ሓደ ዓቢ ክፋል ዛንታ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራውያን ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ [...]
![ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/sud_ethio.jpg)
ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 June 2020
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ዓስኪሩ ካብ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተፈንወሉ መጥቃዕቲ ከምዘምከነ ኣፍሊጡ።
እቲ ሰራዊት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ገዳርፍ ኣብ ዝርከ [...]
![ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/General-Oodowaa.png)
ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም
Radio Erena: 25 June 2020
ኣባላት ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል፣ ኣድማ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ 10ታት ኣባላት ሰራዊት፣ ናብ ቤት [...]
وساطة اثيوبية تؤدي إلى اطلاق سراح بحارة اتراك كانوا محتجزين في ارتريا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 24 يونيو 2020
أكدت مصادر دبلوماسية لإذاعة إرينا بأن الخارجية الاثيوبية نجحت في التوسط في اطلاق سراح ثلاثة بحارة [...]
![ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/abay.jpg)
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 24 June 2020
ኢትዮጵያን፣ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ማይ ዘዕቑረሉ ኣገባብን ብመንገዲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ እንተዘይክኢለን፣ ግብ [...]
![ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/houthi.jpg)
ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ
Radio Erena: 24 June 2020
ሑቲ፣ ብሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲን፣ ኣብ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ኣብ የመን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሚዛን ወኒኑ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብቲ ትማ [...]
![ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/somal-3.jpg)
ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 June 2020
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከት ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከር ቱርኪ ንመጀመርያ እዋኑ ዝተኻ [...]
![ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Yemeni-fishermen.png)
ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 23 June 2020
ኤርትራ፣ ካብ 2 ሰነ፣ ሒዛቶም ዝጸንሐት 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዘፋነወቶም መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም የመናውያን ብ19 ሰነ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነ [...]