Author: amanuel

1 427 428 429 430 431 563 4290 / 5624
ደቡብ ሱዳን፣ ጠበናጁ ንምእካብ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ስርሒት ኣስታት 130 ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ጠበናጁ ንምእካብ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ስርሒት ኣስታት 130 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 August 2020 ሰራዊት መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ራፕ፣ ኣብ ህዝቢ ዝርከብ ጠበናጁ ኣብ ዝእክበሉ ዝነበረ እዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ኣስታት 130 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ሰራዊት፣ [...]
ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ዝተኻየደ ዝርርብ ፍረ ኣይተረኽቦን

Radio Erena: 16 August 2020 ንማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣእትያ ዘላ ዘይተጻረየ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ የመን፣ ንጽገናኣ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራትን ኣልሑቲን ዝተኻየደ ዝርርብ ገና ፍረ ከምዘይተረ [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዘተ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 August 2020 ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ዝርርብ ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ዳግማይ ክበራበር ተስፋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ኩንቱዋሪ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ኩንቱዋሪ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 16 August 2020 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ትሕቲ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ንዝጸንሐት ከተማ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ’ቲ ሰራዊት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ተደጊፉ ኣብ ዘካየዶ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

ናይ ሎሚ ዓርቢ 14 ነሓሰ ፈነወና።

https://www.youtube.com/watch?v=eHuoIt_XQPs&feature=emb_title [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራታ ብ75 ሚልዮን ዶላር ክትሕድስ’ያ

ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራታ ብ75 ሚልዮን ዶላር ክትሕድስ’ያ

Radio Erena: 14 August 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራን መደበር ሓይሊ ኣየራን ንምሕዳስ KBR ምስ ዝተባህለ ኩባንያ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ውዕል ከቲማ። እቲ ኣመሪካዊ ኩባንያ፣ ነቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ነጺጋ

ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ነጺጋ

Radio Erena: 14 August 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሱዳን ዝሸመተተን 58 ሽሕ ኣባጊዕ ናብ መሬታ ከይኣትዋ ድሕሪ ምኽልካላ፣ ናብ ሱዳን ክምለሳ ተገዲደን። እተን ኣባጊዕ፣ ብመርከብ ተጻዒነን ናብ ስዑዲ ተበጊሰን [...]
ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝነበርዎ 24 ምክትላት ፕረዚደንት ናብ 18 ኣጕዲሉ

ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝነበርዎ 24 ምክትላት ፕረዚደንት ናብ 18 ኣጕዲሉ

Radio Erena: 14 August 2020 ብመንግስቲ ዝውነን ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ናይ ስራሕ ምትዕርራይ፣ ኣቐዲሙ ዝጸንሐ 24 ብዝሒ ምክትላት ፕረዚደንት ናብ 18 ከምዘውረዶ ምንጭታት ዜና 'ታ ሃገር ሓ [...]
12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ “ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ” ብዝብል ቴማ  ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ “ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ” ብዝብል ቴማ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

Radio Erena: 13 August 2020 12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ። ኣብዛ፣ ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብዝብል መሪሕ ጥቕሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተዘኪራ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ህሉው ኩነታት’ቲ ዞባ ዘትዮም

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ህሉው ኩነታት’ቲ ዞባ ዘትዮም

Radio Erena: 13 August 2020 ፕረዚደንት ሰይድ ዓብዱላሂ ዳኒ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ጂቡቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ምስ ሰለስተ ሚኒስተራት ተ [...]
1 427 428 429 430 431 563 4290 / 5624