Author: amanuel

ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ
Radio Erena: 18 October 2020
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ።
ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]

ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም
Radio Erena: 18 October 2020
ንዑመር ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክቐርበሉ ዝኽእል መንገድታት ንምዝታይ፣ ወከልቲ’ቲ ትካል ናብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዶም።
እቲ ብኣኽባር ሕጊ ፋቱ በንሱዳ ዝተመርሐ ጉጅ [...]

ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]

ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 October 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምስጓጉ፣ ኣብ ስዋኪን ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ ሓሙሽተ [...]

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናበኣሰ ብምምጽኡ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጁ።
እቲ ካብ ወርሒ ክሳብ ወርሕን ፈረቓን ክጸንሕ ከምዝኽእል ዝተገልጸ ኣ [...]

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም
Radio Erena: 15 October 2020
ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ጠንቂ ናዕቢ ዞባ ከሰላ ንዝኾነ ኣማሓዳሪ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ
Radio Erena: 15 October 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ካብ [...]

ፕረዚደት ትራምፕ፣ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ከውጽእ መዲቡ
Radio Erena: 15 October 2020
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ኣመሪካ ከውጽእ ምምዳቡ ተሓቢሩ።
ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና፣ ንወትሃደራዊ ምንጭት ብምጥቃስ ኣብ ዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ [...]

ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Radio Erena 14 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8ffHWalBG3A&feature=emb_title [...]