Author: amanuel

ኣብ ሓዝሓዝ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ደቂንስትዮ፣ ሰለስተ እሱራት ኣብ እዋን ማእሰርተን ጥንሲ ከምዝሓዛ ተሓቢሩ
Radio Erena: 28 October 2020
ኣብ ሓዝሓዝ ኣብ ዝርከብ ናይ ደቂንስትዮ ቤት ማእሰርቲን ተሃድሶን፣ ብሲቪላዊ ገበን ዝተኣስራ ሰለስተ ደቂንስትዮ፣ ኣብ ናይ ማእሰርቲ እዋነን ጥንሲ ከምዝሓዛ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ገ [...]

The diplomatic pitfall
Radio Erena: 27 October 2020
Eritrea is famous for avoiding committal statements on the situation of individual and mass prisoners of conscience. [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 27 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=10aqeaQzh2s&feature=emb_title [...]

ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኣማኑኤል ገብረግዚኣብሄር፣ ንኤርትራ 8 ነጥቢ ኣብ ዩ.ሲ.ኣይ ኣመዝጊቡላ
Radio Erena: 27 October 2020
ንደቡባ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኒፖን ቴሌግራፍ ኤንድ ቴሌኮም (NTT) ወኪሉ ኣብ መበል 103 ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር፡ ንኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራ [...]

ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ
Radio Erena: 27 October 2020
ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብቲ ቅድሚ ኮረና ቫይረስ ተገሚቱ ዝነበረ ብማእከላይ ገምጋም ብ3% ከንቖልቕል ከምዝኽእል ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገ [...]

ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ
Radio Erena: 27 October 2020
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢረን።
እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን [...]

ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር
Radio Erena: 26 October 2020
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ዝተራቐቐ ኣጽዋር ዝዓጠቓ፣ "ግሪፎን" ዝተባህላ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ንፈተነ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘዋፈረ [...]

ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ
Radio Erena: 26 October 2020
መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 3 ክሳብ [...]

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ
Radio Erena: 25 October 2020
ሱዳንን እስራኤልን፣ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ወግዓዎ ዝምድና ከምዝመስረታ ድሕሪ ምግላጹ፣ ሓደ ካብቲ ብቀዳምነት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ዝኽእላ ነጥብታት፣ ጉዳይ እቶም ኣብ እ [...]

ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ተሓጽዩ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣፍሪካ ማዕድንን ጸዓትን ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ንዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ሓጽዩዎ።
እቲ ጉጅለ፣ ናይ 2020 ዓመተ ምህረት፣ ጸለው [...]