Author: amanuel

1 2 3 4 5 6 578 40 / 5771
‘ኢትዮጵያ፣ ጥሜት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ’ WFP

‘ኢትዮጵያ፣ ጥሜት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ’ WFP

RADIO ERENA - Thursday, 24 April 2025 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጥሜትን ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታትን ናይ ዝጥቅዑ ሰባት ብዝሒ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቂቑ። ብመሰረት እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት [...]
ቱርኪ፡ ናብ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ መሸጣ ድሮናት ኣብዚ ሓጺር ዓመታት ናብ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዓብዩ

ቱርኪ፡ ናብ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ መሸጣ ድሮናት ኣብዚ ሓጺር ዓመታት ናብ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዓብዩ

RADIO ERENA - Wednesday, 22 April 2025 ቱርኪ፡ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ከተስፋሕፍሖ ዝወጠነት ፖለቲካዊ ጽልዋ፡ ዲፕሎማሲን መሸጣ ወትሃደራዊ ንዋትን እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ዝተፈላለዩ ትካላት ብዘቕረብ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 22 ሚያዝያይ 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 22 ሚያዝያይ 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 22 April 2025 Radio Erena · ሰሉስ 22 ሚያዝያ 2025   [...]
ጀርመን፣ ካብ 25 መጋቢት ኣትሒዙ ጠፊኡ፣ ክድለ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ቆልዓ ሞይቱ ተረኺቡ

ጀርመን፣ ካብ 25 መጋቢት ኣትሒዙ ጠፊኡ፣ ክድለ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ቆልዓ ሞይቱ ተረኺቡ

RADIO ERENA - Monday, 21 April 2025 ኣብ ጀርመን፣ ቬልበርግ፣ ብ25 መጋቢት ካብ ቤት ትምህርቲ ምስ ወጸ ጠፊኡ ክድለይ ዝጸንሐ፣ ጳውሎስ ዝተባህለ፣ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ሞኡቱ ተረኺቡ። ነዚ ናይ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 20 April 2025 Radio Erena · ሰንበት 20 ሚያዝያ 2025   [...]
ወፍሪ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ይስራዕ

ወፍሪ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ይስራዕ

RADIO ERENA – Friday, 18 April 2025 ኣብ 2024፡ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ ልዕሊ 93 ሚልዮን ዶላር ኣውፊሮም ወፍሪ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ይስራዕ ኣብ ስደ [...]
‘ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብብሽክለታ ቀዳመይቲ እትስራዕ ኤርትራ፣ ንዕውታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐለት ስልማት ካብ ምዕዳል ኣይተገላገለትን’

‘ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብብሽክለታ ቀዳመይቲ እትስራዕ ኤርትራ፣ ንዕውታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐለት ስልማት ካብ ምዕዳል ኣይተገላገለትን’

RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025 ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ኣብ ዝእንገደሉ፣ ንዕዉታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐልካ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ከብቅዕ ይግባእ ክብሉ ግዱሳት ኣፍቀርቲ እዚ ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 85% ኣብያት ትምህርቲ ትሕቲ ብቕዓት ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 85% ኣብያት ትምህርቲ ትሕቲ ብቕዓት ከምዘለዋ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ካልእ ምኽንያታትን ልዕሊ 5 ሽሕ 300 ኣብያተ ትምህርቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ክህባ ከምዘይክኣላ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር፣ ፕሮፌሰር ብር [...]
1 2 3 4 5 6 578 40 / 5771