Author: amanuel
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy
Radio Erena: 24 June 2022
On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]
‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ
Radio Erena: 24 June 2022
'ሃረር' ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተራእየት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እታ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ15 ሰነ ናብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተጸገዐት ዘረጋገጹ እቶም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቦታት እታ ሃገር፣ ዳህሳስን ኩዕታን ነዳዲን ጋዝን ዝርከቦ ማዕድናት ከካይዳ ዝጸንሓ፣ ኣስታት 900 ናይ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ኩባንያታት ፍቓድ ከ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 23 June 2022
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ መሰጋገሪ ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳንን ፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንምቕርራብ፡ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ወይ ትሮይካ ዝተጀመረ ዘተ ከም [...]
‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ
Radio Erena: 22 June 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ብናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ፣ ምህናጽ ሓድሽ ወደብ ዝርከቦ ጥሙር ፕሮጀክታት ከተተግብር ምዃና፣ ንኣቦ መንበር ናይቲ ብ'ጉጅለ ዳል' ዝፍለጥ [...]
ኤርትራ፣ ብቻይና ተወዲቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ካብ ዝሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ
Radio Erena
ኤርትራ፣ ካብቲ ብቻይና ተወዲቡ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ።
ኤርትራ፣ ኣብቲ ዋዕላ ክትሳተፍ፣ ብቻይና ወግዓዊ ዕድመ እኳ እንተቐረበላ፣ ወኪ [...]
ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ
Radio Erena: 21 June 2022
ብኮሚሽን ምሕደራ ቅልውላው፣ ጃነዝ ለናርቺች ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ 19 ሰነ ኣትሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
እቲ ልኡኽ ኣብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብስም ‘ወፍሪ ሕጊ ምኽባር’ ናይ ዝተኣስሩ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 12 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 21 June 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ንዝኸዱ ዕጡቓት ንምህዳንን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት ጽልኢን ኵናትን ይጽሕትሩ ኣለዉ ንዝተባህሉ ነጠፍቲ ናይ ምእሳርን ስጉምቲ ካ [...]
ካብ መነባብርኡ ናይ ዝመተዛበለ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ልዕሊ 100 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: 20 June 2022
ብደረጃ ዓለም፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተመዛቢሉ ይነብር ከምዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት – UNHCR ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብምኽን [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ትዝከር ኣላ
Radio Erena: 20 June 2022
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
እዛ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝኸፈሎም ውሉዳቱ ዓመት መጸ ዝዝክረላ ዕለት፣ ገ [...]