Author: amanuel

1 4 5 6 7 8 239 60 / 2383
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 31 መጋቢት 2024

መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 31 መጋቢት 2024

RADIO ERENA - Sunday, 31 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 31 መጋቢት 2024   [...]
الفوضية السامية لشؤن اللاجئين تحث بريطانيا على وقف قانون ترحيل اللاجئين إلى راوندا

الفوضية السامية لشؤن اللاجئين تحث بريطانيا على وقف قانون ترحيل اللاجئين إلى راوندا

إذاعة إرينا الدولية : 29.03.2024 حثت المفوضية السامية للأمم المتحدة لشؤون اللاجئين اليوم الخميس بريطانيا على وقف مشروع قانون لترحيل اللاجئين إلى رو [...]
ቢንያም መስበርቲ ከም ዘይብሉ ጋንትኡ ሓቢራ

ቢንያም መስበርቲ ከም ዘይብሉ ጋንትኡ ሓቢራ

RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024 ኣብ ውድድር ድዋርስ ዶር ቭላንደርን 2024 ትማሊ ረቡዕ ብንያም ግርማይ ዝርከቦም ብርክት ዝበሉ ተጻወትቲ ዝነበርዋ ጉጅለ ናይ መውደቕቲ ሓደጋ ኣጋጢምዋ። ቤልጁማውያን [...]
ደቡብ ሱዳን፡ ሰደድ ኣገደስቲ ኣቑሑት ናብ ሱዳን ገዲባ

ደቡብ ሱዳን፡ ሰደድ ኣገደስቲ ኣቑሑት ናብ ሱዳን ገዲባ

RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ሕጽረትን ናህሪ ዋጋታትን ንምፍታሕ ናብ ሱዳን ሰደድ ኣገደስቲ ኣቑሑት ገዲባ። ኣብዚ እዋን'ዚ ክልቲአን ሃገራት ከቢድ ቁጠባዊ ብድ [...]
ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ

ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ

RADIO ERENA – Friday, 29 March 2024 ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት  ማለት UNHCR፣ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክጸድቕ ዝኽእል ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ዝዓለመ እማመ ደው ከተብሎ ትማሊ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣቦን ወዲን ዝመርሕዋ ሃገርን ዝእዝዝዎ ሰራዊትን

ኡጋንዳ፣ ኣቦን ወዲን ዝመርሕዋ ሃገርን ዝእዝዝዎ ሰራዊትን

RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024 ን38 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ፣ ወዲ 80 ዓመት፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ንወዱ፣ ሜጀር ጀነራል ሙሆዚ ካይነርጉባ፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር [...]
ሰኔጋል፣ ብምርጫ ዝተዓወተ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕድመ ዝንኣሰ ሓድሽ ፕረዚደንት ስልጣን ክርከብ’ዩ

ሰኔጋል፣ ብምርጫ ዝተዓወተ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕድመ ዝንኣሰ ሓድሽ ፕረዚደንት ስልጣን ክርከብ’ዩ

RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024 ኣብ ሰኔጋል፣ ብ25 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ዝተዓወት ወዲ 44 ዓመት፣ ባሲሩ ድዮማይ ፋይ፣ 5ይ ፕረዚደንት እታ ሃገር ንምዃን ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ስልጣን ክርከብ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል  ከምዘጥቅዐ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2024 ሑቲ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታትት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ፣ ከተማ ኤላት ናይ እስራኤል ከምዘጥቅዐ ገሊጹ። ኣፈኛ ናይቲ 'ኣንሳር ኣላህ' ብዝብል ወግዓዊ ስም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ

ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ

RADIO ERENA – Wednesday, 27 March 2024 ኣብ ሰሜን ካሮላይና ድሕሪ ዘጋጠመ ተኹሲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከብ ሓደ ክሱስ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ከምዝተረኽበ ጸብጻብ ኣኽበርቲ ጸጥታ ኢሚግሬሽንን [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣደ መንበር መድረኽ ጾታዊ ማዕርነት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ተረቚሓ

ስዑዲ ዓረብ ኣደ መንበር መድረኽ ጾታዊ ማዕርነት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ተረቚሓ

RADIO ERENA – Wednesday, 27 March 2024 ምክትል ዳይረክተር ጎስጓስ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሸሪን ታድሮስ “ኮሚሽን ኩነታት ደቂንስትዮ መሰላተንን ጾታዊ ማዕርነትን ንምድንፋዕ ንጹር ስልጣን ኣለዎ፣ ኣቦ መንበ [...]
1 4 5 6 7 8 239 60 / 2383