Author: amanuel

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ
Radio Erena: 26 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ።
ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]

ጂቡቲ፣ ምስ እስራኤል ዝምድና ከምዘይትምስርት ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 November 2020
መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍልስጤምን ጽቡቕ ክቕጽል እንተዘይክኢሉ፣ ጂቡቲ ምስ እስራኤል ዝኾነ ዓይነት ዝምድና ከምዘይትምስርት፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ።
ንሱ ምስ 'ዘ [...]

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም
Radio Erena: 25 November 2020
ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ብውሕዱ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ሓያሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ23 ሕዳር፣ ብሓያል ህቦብላን ማዕበልን እናተደፍኡ ናብ [...]

ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 November 2020
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም፣ ብ'ህወሓት' ይምወሉ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም [...]

ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም
Radio Erena: 24 November 2020
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም።
ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]

Eritrean Ministry of Information Bans news on the Situation in Ethiopia
Radio Erena News, 24 November 2020
Ministry of Information (MOI) top officials issued a ban on news features and programs on the situ [...]

وزارة الاعلام الارترية تمنع موظفيها من تناول الأوضاع في اثيوبيا
اذاعة إرينا الدولية الأخبار الثلاثاء 24 نوفمبر 2020
اصدرت وزارة الاعلام في اسمرا تعليمات صارمة لموظفي وزارة الاعلام خاصة موظفي وكالة الأنباء الار [...]

ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ
Radio Erena: 24 November 2020
ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም።
እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]

ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም ተፈሊጡ
Radio Erena: 24 November 2020
ብሰንኪ'ቲ ካብ 4 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ተቐር [...]