Author: amanuel

1 394 395 396 397 398 564 3960 / 5637
ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ነጺጉ

ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ነጺጉ

Radio Erena: 06 December 2020 ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ነቲ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ። እቲ ብኣልቡርሃን ዝቐረበ እማመ፣ ብሓሙስ 3 ታሕሳስ ልሒኹ ምስ ወጸ፣ ኣብታ ሃገር መዛረቢ ኣ [...]
ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው ሕ.ኤ. ኣብ ትግራይ ብናጻ ኣካል መርመራ ክግበር ጸዊዑ

ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው ሕ.ኤ. ኣብ ትግራይ ብናጻ ኣካል መርመራ ክግበር ጸዊዑ

Radio Erena: 06 December 2020 ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሓድሕድን ዝቐርብ ዘሎ ንገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝምልከት ጥርዓናትን፣ ብናጻ ትካል ህጹጽ መርመራ [...]
“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ

“ሚሊሻታት፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።” ነባሪት መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ

Radio Erena: 04 December 2020 "ሚሊሻታት ትግራይ፣ ቴሌፎናትናን ካልእ ንብረትናን ይዘምቱና ኣለዉ።" ሕቶ ጋዜጠኛ፣- ሚሊሻታት ትግራይ ምዃኖም ብኸመይ ፈሊጥኩም? ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ህሉው ኩነታት መዓስከር ዓዲ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ምውፋር ሰራዊት ናብ ትግራይ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ህዝቢ ደም ክልግስ ጽዑቕ ጎስጓስ ይካይድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ምውፋር ሰራዊት ናብ ትግራይ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ህዝቢ ደም ክልግስ ጽዑቕ ጎስጓስ ይካይድ ኣሎ

Radio Erena: 04 December 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰሜን፣ ድጋፍ ሂባን ካብ መሬታ ተበጊሱ መጥቃዕቲ ከካይድ ሓጊዛን ጥራይ ዘይኮነ፣ ሰራዊታ'ውን ኣብቲ ኵናት [...]
UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

Radio Erena: 04 December 2020 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ክበጽሓሉ ዝኽእል መንገዲ ክኽፈተሉ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣፈ [...]
ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

Radio Erena: 04 December 2020 ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ ዘሎ ናይ ኣጋር ኣሃዱ ቻይና፣ ኣካል እቲ ኣብታ ሃገር ዝተዋፈረ ዓቓብ ሰላም ሰራዊ [...]
إجلاء جرحى حرب اثيوبيين عبر مطار اسمرا

إجلاء جرحى حرب اثيوبيين عبر مطار اسمرا

اذاعة إرينا الدولية الأخبار: الخميس 3 ديسمبر 2020 تم وعبر مطار اسمرا إجلاء حوالي 100 جندي اثيوبي من جرحي المعارك في اقليم تيغراي والذين كانوا يتل [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

Radio Erena: 03 December 2020 ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ጨናፍር፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ዝኸፈቱ፣ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ከምዝተፈቕደሎም፣ ዘ ሪፖርተር ንሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

Radio Erena: 03 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ነቲ ኣህጉራዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። [...]
1 394 395 396 397 398 564 3960 / 5637