Author: amanuel

1 390 391 392 393 394 537 3920 / 5365
ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 22 September 2020 ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ሓሙስ 24 ክሳብ ሰንበት 27 መስከረም፣ ኣብ ኢጣልያ ዝካየድ፣ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ክትሳተፍ'ያ። ኣህጉራዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክ [...]
ቦትስዋና፣ ልዕሊ 300 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምስጢር፣ መርዚ ሰበባ’ዩ ተባሂሉ

ቦትስዋና፣ ልዕሊ 300 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምስጢር፣ መርዚ ሰበባ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 September 2020 ኣብ ቦትስዋና፣ ኣብ መጀመርያ'ዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 330 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምኽንያት መንቀሊኡ ሰበባ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ትማሊ ሰኑ [...]
ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም

ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም

Radio Erena: 21 September 2020 ኣብ ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ ሰለስተ ተማሃሮ ብውሕጅ ከምዝተወስዱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። ስድራቤት ናይቶም፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ሳዋ ብውሕጅ ዝተው [...]
ሶማል፣ ኣብ 5 ኣዋርሕ ሰለስተ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ወዲቐን

ሶማል፣ ኣብ 5 ኣዋርሕ ሰለስተ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ወዲቐን

Radio Erena: 21 September 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዱሾ ፣ ናይ ጽዕነት ነፋሪት ወዲቓ ተሓምሺሻ። እታ ሰብኣዊ ሓገዛት ከምዝጸንዓነት ዝተሓበረተ ነፋሪት፣ ብ19 መስከረም፣ ካብ መዓርፎ ነፈርሪ ሞቛዱሾ ተበ [...]
ኡጋንዳ፣ ታሪኻዊ ዩኒቨርሲቲ ማከረረ ብባርዕ ዓንዩ

ኡጋንዳ፣ ታሪኻዊ ዩኒቨርሲቲ ማከረረ ብባርዕ ዓንዩ

Radio Erena: 21 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ ዝርከብ፣ ሓደ ካብ ፍሉጣት ዩኒቨርስታት ኣፍሪቃ ዝኾነ፣ ዩኒቨርሲቲ ማከረረ ብባርዕ ዓንዩ። ጠንቂ'ቲ ትማሊ ሰንበት 20 መስከረም ዘጋጠመ ባርዕ ዛ [...]
ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም

ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም

Radio Erena: 20 September 2020 ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ከምዝቐረበሎም፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። እቶም ኣድማ ብምልዕዓል፣ ካብቲ መዳጎኒ መዓስከ [...]
ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም

ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብግብረ ሽበራ ተኸሲሶም

Radio Erena: 20 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ብሽበራዊ ንጥፈታት ከምዝኸሰሶም ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ’ታ ሃገር ብ19 መስከረም ኣፍሊጡ። ድሕሪ ሞት ድም [...]
ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ኣምባሳደር ኣብ ኣመሪካ መዚዛ

Radio Erena: 20 September 2020 ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት፣ ንመጀመሪያ ግዜ ኣምባሳደር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መዚዛ። ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ፣ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት ትራምፕ ወግዓዊ ና [...]
18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 18 September 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]
“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ሱዳን፣ ተፈንጃሪ ባእታ ሒዞም ዝጸንሑ'ዮም ዝተባህሉ 41 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ታቕለሲር ኣል ሓብር ብ16 መስከረም ኣፍሊጡ። እቶም ብ13 [...]
1 390 391 392 393 394 537 3920 / 5365