Author: amanuel

ትግራይ፣ ጋዜጠኛታትን ተርጎምቲ ናይ ወጻኢ ሜድያን ይእሰሩ
Radio Erena: 03 March 2021
ኣብ ትግራይ፣ ምስ ዝተፈላለየ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ከም ጋዜጠኛታትን ተርጎምትን ኮይኖም ክሰርሑ ዝጸንሑ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተኣስሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ።
እቲ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ የመን ደሴት ሰኮትራ ወትሃደራውያን መኮንናት ተዋፍር ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 March 2021
ኣብ ወደብ ዓሰብ ካብ ዝነበራ መዓስከር ትስሕብ ከምዘላ እትግለጽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ተወሰኽቲ ወትሃደራውያን መኮንናት ናብ ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን ተዋፍር ምህላዋ ተፈሊጡ።
ሕ [...]

ኣብ ፈረንሳ ዘቕረቦ ሕቶ ዑቕባ ዝተነጽገ ሱዳናዊ፣ ንሓላፊ ኢሚግሬሽን ብካራ ቀቲሉ
Radio Erena: 03 March 2021
ኣብ ፈረንሳ ዘቕረቦ ሕቶ ዑቕባ ዝተነጽገ ሱዳናዊ፣ ንመኮነን ኢምግሬሽን ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኣቃሊሐን።
እቲ ወዲ 38 ዓመት ምዃኑ ዝተገልጸ ሱዳናዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ዘቕረ [...]

ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀ/ሚ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ምግባር ትቕጽል ኣላ
Radio Erena: 02 March 2021
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ሰራዊት ኤርትራን ምሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ጸቕጢ ይገብር ከምዘሎ እቲ ክፍሊ ኣ [...]

ሱዳንን ግብጽን፣ ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 02 March 2021
ሱዳንን ግብጽን ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከምዝኸተማ ማዕከናት ዜና ክልቲኤን ሃገራት ኣፍሊጠን።
ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል መሓመድ ፋሪድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]

ግብጽን ሱዳንን፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 02 March 2021
ግብጽን ሱዳንን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ እትወስዶ በይናዊ ስጉምቲ ብዝምልከት ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን።
እዘን ሃገራት ነዚ ዘተ ዘካየዳ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]

ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር፣ ኒኮላስ ሳርኮዚ፣ ንሰለስተ ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 01 March 2021
ንፈረንሳ ካብ 2007 ክሳብ 2012 ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ኒኮላስ ሳርኮዚ፣ ብክሲ ብልሽውና ገበነኛ ኮይኑ ስለዝተረኽበ ንሰለስተ ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።
እቲ ፕረዚደንት ነበ [...]

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል
Radio Erena: 01 March 2021
https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]

ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ
Radio Erena: 01 March 2021
ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ።
ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ልምምድ ዝቐነየት፣ ኣድሚራል ግሪጎሮቪች ዝተሰምየት ናይ ሩስያ ናይ ኵናት መርከብ፣ [...]

ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ
Radio Erena: 01 March 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም 10ታት ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝል [...]