Author: amanuel

1 360 361 362 363 364 537 3620 / 5363
ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ’

ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ’

Radio Erena: 27 December 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ነቲ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰራዊት ኣብቲ ዶብ ይኣኻኽብ ከምዘሎ ምንጭ [...]
ጂቡቲ፣ ንኬንያን ሶማልን ክትዓርቕ ጻዕርታት ተካይድ

ጂቡቲ፣ ንኬንያን ሶማልን ክትዓርቕ ጻዕርታት ተካይድ

Radio Erena: 27 December 2020 ጂቡቲ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ወጥሪ ንምሽምጋል ልኡኽ ከምዝሰደደት ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ዝተላእ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ኮንሶ ኣብ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 66 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ኮንሶ ኣብ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 66 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena; 25 December 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ኮንሶ፣ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 66 ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 39 ድማ ከምዝቖሰሉን ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ዶብ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ዶብ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 25 December 2020 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ እቲ ናብ ግጭት ኣምሪሑ ዘሎ ዶባት ኣል ፋሺጋ ብዝምልከት ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። እቲ ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ዘተ፣ ብዘይፍረ ዝተበተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ገበናት ኵናት ይፍጸም ከይህሉ ምጽራይ ዘካይድ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጻዕርታት ይካየድ

ኢትዮጵያ፣ ገበናት ኵናት ይፍጸም ከይህሉ ምጽራይ ዘካይድ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጻዕርታት ይካየድ

  Radio Erena: 24 December 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ብፍላጥ ዝተፈጸመ ቅትለትን መጥቃዕትን እንተሎ ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ክኣቱ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ናይ መራሒ ሃገር ኣቐባብላ ምግባሩ ንመንግስቲ ሶማል ኣቖጢዑ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ናይ መራሒ ሃገር ኣቐባብላ ምግባሩ ንመንግስቲ ሶማል ኣቖጢዑ

Radio Erena: 24 December 2020 ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሙሰ ቢሒ፣ ኣብ ጂብቲ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር፣ ብ23 ታሕሳስ ኣብ [...]
ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ምምይያጠን ንግብጺ ኣሻቒሉ

ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ምምይያጠን ንግብጺ ኣሻቒሉ

Radio Erena: 24 December 2020 ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ምክያደን፣ ንመንግስቲ ግብጺ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን። ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዝዘተያ፣ ብኣማኻ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 23 December 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ናይቲ ክልል'ውን ብጅምላ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ሬ [...]

وحدات من الجيش الارتري تتحكم في نقاط التفتيش في شيري

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 23 ديسمبر أكدت مصادر موثوقة لإذاعة إرينا بأن وحدات من الجيش الارتري تقوم بإدارة نقاط تفتيش داخل وفي أطراف مدينة [...]
1 360 361 362 363 364 537 3620 / 5363