Author: amanuel

1 353 354 355 356 357 537 3550 / 5363
ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት  ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ

ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 19 January 2021 ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ 10ታት እሱራት፣ ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም መንነቶም ብዝርዝር ዘይተፈልጠ እሱራት፣ ኣብ ዳህላክ፣ ኣቐዲሙ [...]
ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ

ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 19 January 2021 ካብ 21 ክሳብ 28 የካቲት 2021፣ ክካየድ መደብ ተሰሪዕሉ ዝጸንሐ፡ መበል 13 ዙር ቅድድም ብሽክለታ ርዋንዳ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ። ወደብቲ ናይ'ዚ ውድድር: ነዚ ብማ [...]
ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 19 January 2021 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣንጻር'ቲ ብተወርዋሪ እዚ ዝፍለጥ ፍሉይ ሓይሊ፣ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝውጽዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ብ17 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ

Radio Erena: 18 January 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ብ14 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ፣ ን35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት፣ 59% ናይ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 January 2021 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብን ጸለምቲ ደቀባትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 84 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። እቲ ብቀዳም 16 ጥሪ፣ ኣብ ም [...]
“ኣብ ትግራይ፣ ህጹጽ ሓገዝ ክበጽሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብጥሜት ክሞቱ’ዮም።”

“ኣብ ትግራይ፣ ህጹጽ ሓገዝ ክበጽሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብጥሜት ክሞቱ’ዮም።”

Radio Erena: 18 January 2021 ኣብ ትግራይ፣ ህጹጽ ሓገዝ ክበጽሕ እንተዘይክእሉ፣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብጥሜት ክሞቱ ከምዝኽእሉ ንግዝያዊ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። ትካላት ረዲኤ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ”መ.ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ”

ሕብረት ኤውሮጳ ”መ.ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ”

Radio Erena: 17 January 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ ክብል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። ምኽትል ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ጆሰፕ [...]
መንግስቲ ሱዳን ናጻ ናይ ነፈርቲ ዞባ ማለት ‘’ኖ ፍላይ ዞን’’ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ሱዳን ናጻ ናይ ነፈርቲ ዞባ ማለት ‘’ኖ ፍላይ ዞን’’ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 January 2021 መንግስቲ ሱዳን እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕቦ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። በዓል መዚ መጎዓዝያ ነፈርቲ ሱዳን (ሲቭል ኣቭየሽን) ብ15 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን’ዩ

ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን’ዩ

Radio Erena: 17 January 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን ምዃኑ ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፖዛ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግ [...]
1 353 354 355 356 357 537 3550 / 5363