Author: amanuel

1 347 348 349 350 351 565 3490 / 5644
To Withdraw or Not to Withdraw that is the Question

To Withdraw or Not to Withdraw that is the Question

Radio Erena: 19 May 2021 Office of the Spokesperson of the Department of State released on 14 May a report on the U.S Horn of Africa Special En [...]
ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝቐተሉ፣ ሓደ ካፒተን ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ን50 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝቐተሉ፣ ሓደ ካፒተን ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ን50 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 18 May 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ወፍሪን ንግድን ዝነጥፍ ዝነበረ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተኸሰሱ፣ ሓደ ናይ ካፒተን ማዕረግ ዘለዎ ኣባል ሰራዊት ዝርከቦም ሰለስተ ዜጋታት እታ ሃገር ን50 ዓመታት ክእሰሩ ከ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ግፋ ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ግፋ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 18 May 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ሓያሎ ከባቢታት ጸጸኒሑ ክካየድ ዝጸንሐ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። ኣብ ኣስመራ፣ ብዘይካ'ቲ ናብ ኩሉ ዞባታት ዘንቀሳቕስ መስመራት ዝካየድ ዘሎ ተፍትሽን ግፋን፣ ኣብ ካልኦት ከተ [...]
ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሚላን፣ ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዘሳትፈን ደረጃ ኣመዝጊበን

ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሚላን፣ ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዘሳትፈን ደረጃ ኣመዝጊበን

Radio Erena: 18 May 2021 ብ16 ግንቦት ኣብ ኢጣልያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሚላን ዝተሳተፋ ኤርትራውያን ኣትሌታት ናዝሬት ወልዱን ኮኾብ ተስፋጋብርን፡ ናብ ውድድር ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዘእትወን ሚኒማ፡ [...]
ፈረንሳ፣ ንሱዳን ዘለቅሓታ 5 ቢልዮን ዶላር ሰሪዛትላ

ፈረንሳ፣ ንሱዳን ዘለቅሓታ 5 ቢልዮን ዶላር ሰሪዛትላ

Radio Erena: 18 May 2021 ፈረንሳ፣ ንሱዳን ዘለቅሓታ 5 ቢልዮን ዶላር፣ ከምዝሓደገትላ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘፍለጠ፣ ሱዳን ንዘለዋ ናይ ኣስታት 60 ቢልዮን ዶላር [...]

عين راصدة: العقبة الكأداء أمام المبعوث الامريكي

فتحي عثمان أصدر المتحدث باسم الخارجية الامريكية في الرابع عشر من مايو الجاري بيانا حول زيارة المبعوث الخاص للقرن الافريقي جيفري فيلتمان لكل من مصر [...]
ፈረንሳ፣ ንሱዳን 1.5 ቢልዮን ዶላር ክትሕግዛ’ያ

ፈረንሳ፣ ንሱዳን 1.5 ቢልዮን ዶላር ክትሕግዛ’ያ

Radio Erena: 17 May 2021 ፈረንሳ፣ ንሱዳን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላራ ክትሕግዛ ምዃና ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር ብሩኖ ለ መየር፣ ኣፍሊጡ። እቲ ፈረንሳ እተበርክቶ ሓገዝ፣ ሱዳን ንዘለዋ ኣስታት 60 ቢልዮ [...]
ኣብ ናይ ምስግጋር መድረኽ ንእትርከብ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘንቀደ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ናይ ምስግጋር መድረኽ ንእትርከብ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘንቀደ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 17 May 2021 ሱዳን፣ ጀሚራቶ ንዘላ ናይ ምስግጋር መድረኽ፣ ብቁጠባን ወፍርን ንምሕጋዛ ዘንቀደ ኣህጉራዊ ዋዕላ፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ፓሪስ ክካየድ'ዩ። እቲ ብፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ኢማኑኤል ማክሮን ዝ [...]
ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 16 May 2021 ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ኣብ ከተማ ሞቛድሹ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ሞቛዲሹ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤተ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 16 May 20201 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰበ ስልጣን ዝተፈላለያ ሃገራትን ማሕበራትን ኣብ ዝተረ [...]
1 347 348 349 350 351 565 3490 / 5644