Author: amanuel
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ዝነበሩ ኣስታት 500 ተመዛበልቲ ኣሲሮም።’ ሮይተርስ
Radio Erena: 25 May 2021
ሰራዊት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ከባቢ ሽረ ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ መነባብርኦም ዝተመዘበሉ ኣስታት 500 ተወላዶ ትግራይ ከምዝኣሰሩ ሮይተር [...]
ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ፍልስጤምን ተመያይጦም
Radio Erena: 25 May 2021
ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኣብ ስምምዕ ክብጻሕ ዘይተኻእለ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ተመያይጦም።
እቶም መራሕቲ፣ ብ24 ግንቦት ኣብ ዘካየድ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣብ ሱዳን፣ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ።
እቲ ካብ ሰኑይ፣ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ግብሪ ዝወዐለ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋ [...]
ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ናትናኤል ብርሃነ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ቅድድሙ ኣቋሪጹ
Radio Erena: 25 May 2021
ካብ 8 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ጂሮ ዲ ኢጣልያ ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ሰለስተ ኤርትራውያን ሓደ ዝኾነ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ካብቲ ውድድር ከምዝተኣልየ ፈ [...]
ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣባል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዝኾነት ዓይሻ ሙሳ፣ ብወትሃደራት ዝተዓብለለ መሰጋገሪ መንግስቲ ንሲቪላዊ ምሕደራ ይጎስዮ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ።
ንሳ፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣመሪካ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ፣ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ።
ሓድሽ ተመዚዙ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ዊልያም ዛና፣ ቅድሚኡ ንዝነበረ ሜጀር ጀነራል ላፓት ፍሎራ ብምት [...]
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክሩ ኣለዉ
Radio Erena: 24 May 2021
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበ [...]
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ትካላት መፍረ ፊልም HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ኮይና
Radio Erena: 24 May 2021
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣይዳ ዑስማን ኣብ መርበብ ተለቪዥን HBO ፈጻሚት ኣርታዒት ጽሑፋት ድራማ ክትከውን በቒዓ::
ኣይዳ ዑስማን፣ Issa Rae ኣብ ዝተባህለት ኮሜዲያዊት ፊልም ከም [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ መገሻ እገዳ ኣንቢሩ
Radio Erena: 24 May 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ቪዛ እገዳ ኣንቢሩ።
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት ኢድ ክህልዎም ይክእል’ዩ ዝተባህሉ ሓለፍቲ ጸ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንጹሃን ዜጋታት ቀቲሉ፣’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ከሲሱ
Radio Erena: 23 May 2021
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንጹሃን ዜጋታት ቀቲሉ፣ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ እዋን ከሲሱ።
ብፍላይ ብዕለት 27ን 28ን ሕዳር ኣብ ከተማ ኣኽሱም 110 ሲቪላውያን ሰባት ብሰራዊት ኤ [...]