Author: amanuel

1 330 331 332 333 334 536 3320 / 5356
ኣብ ውድድር ማራቶን ቶስካና፣  ብደረጃ ኤርትራ፡ ካልኣይ ዝበለጸ ሃገራዊ ክብረወሰን ማራቶን ተመዝጊቡ

ኣብ ውድድር ማራቶን ቶስካና፣ ብደረጃ ኤርትራ፡ ካልኣይ ዝበለጸ ሃገራዊ ክብረወሰን ማራቶን ተመዝጊቡ

Radio Erena: 13 April 2021 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ብሰንበት 11 ሚያዝያ፣ ኣብ ኢጣልያ፣ ሴና ኣብ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ማራቶን ዚያመን ቶስካና ካምፕ ግሎባል ዝምስገን ውጽኢት ኣምጺኦም። ኣብ'ዚ ኬንያዊ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

Radio Erena: 13 April 2021 ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ምወላ ከቛርጽ ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ። ዳይረክተር ናይቲ World Peace Foundation ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣሌክስ ደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 12 April 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ካልኣይ እዋና ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና፣ ንምንጭታት ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዱ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ትግራይን፣ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ ክካየድ ዝ [...]
ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 April 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ብዓርቢ 09 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። [...]
37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 11 April 2021 37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም። እቶም ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም [...]
ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

Radio Erena: 11 April 2021 ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን። ንስርዓት ኣልበሽር ንምዕላው ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ [...]
ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

Radio Erena: 11 April 2021 ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ጎረባብቲ ዝኾና ሃገራት ዝምድናኣ ንምዕባይ እተካዪዶ ዘላ ዘመተ፣ ምስ ዩጋንዳ እውን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ከቲማ። ኣብቲ ብ8 ሚ [...]
1 330 331 332 333 334 536 3320 / 5356