Author: amanuel

1 328 329 330 331 332 536 3300 / 5356
ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

Radio Erena: 19 April 2021 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ግብጺን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልክተ ከምዝዘተመያየጡ ኣገልግሎት ዜና ግብጺ- መና ሓቢሩ። እቶም መራሕቲ፣ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

Radio Erena: 19 April 2021 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ሱዳንን ቀጠርን፣ ዳግም ንምሕዳሱ ስምምዕ ከቲመን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ንምሕዳስ ልዕሊ 36 ናይ ፕሮቶኮል ስምምዓ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

Radio Erena: 18 April 2021 መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ናይ ምውጻእ ምልክት ኣየርኣየን ክብል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ወኪል ሰብኣዊ ረዲኤት ገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብሓሙስ 15 ሚያዝያ ንኩነታት ኣብ ትግራይ [...]
ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም

ደ/ሱዳን፣ ሓያሎ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ካብ መዝነቶም ተገሊፎም

Radio Erena: 18 April 2021 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንሓያሎ ወተሃደራውያን ሰበስልታን’ታ ሃገር ካብ መዝነቶም ኣፋንዩ። ብዓርቢ 16 ሚያዝያ ካብታ ሃገር ኣብ ዝተፈነወ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ለተናል ጀ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ኣቚሙ

Radio Erena: 18 April 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ እዋን ምርጫ፣ ጸጥታ ዘኽብር ኮሚቴ ከምዘቖመ ኣፍሊጡ። እቲ ብኣባላት ፈደራል ፖሊስ፣ ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ፣ ሃገራዊ ድሕነት፣ ሚኒስትሪ ምክልኻልን ወከልቲ ዞባዊያ [...]
ኣስመራ፣ ኣብ ጸጸራት መካነ- መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን ዝርከብ ሬሳታት ክልዓል መንግስቲ ኣዚዙ

ኣስመራ፣ ኣብ ጸጸራት መካነ- መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን ዝርከብ ሬሳታት ክልዓል መንግስቲ ኣዚዙ

Radio Erena: 16 April 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን፣  ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ትእዛዝ ምምሕልላፉ ምንጭታት ራድዮ ኤረና [...]
ርእሰ ምምሕዳራት ጁባላንድን ፑንትላንድን፣ ኣሰር ሶማሊላንድ ብምስዓብ ናጽነት ከይእውጃ ተሰጊኡ

ርእሰ ምምሕዳራት ጁባላንድን ፑንትላንድን፣ ኣሰር ሶማሊላንድ ብምስዓብ ናጽነት ከይእውጃ ተሰጊኡ

Radio Erena: 16 April 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ብዘይምርጫ ንክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ምዃኑ ድሕሪ ምፍላጡ፣ ርእሰ ምምሕዳራት ጁባላንድን ፑንትላንድን በይናዊ ምርጫትታ ከካይዳ ከ [...]
ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ ዘሎ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልክተ፣ መራሕቲ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ህጹጽ ርክብ ከካይዱ ቀ/ሚ ሱዳን ጸዊዑ

ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ ዘሎ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልክተ፣ መራሕቲ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ህጹጽ ርክብ ከካይዱ ቀ/ሚ ሱዳን ጸዊዑ

Radio Erena: 16 April 2021 ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ ዘሎ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት፣ መራሕቲ ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጺን ህጹጽ ርክብ ከካይዱ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ [...]
‘ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ።’ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ

‘ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ።’ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 15 April 2021 ሱዳን፣ ዶብ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወራር ምፍጻማ፣ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ ኣውዲቓቶ ኣላ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 14 April 2021 Radio Erena · ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021     [...]
1 328 329 330 331 332 536 3300 / 5356