Author: amanuel
ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ኣባላት ናይቲ ብሓምዳን ዳግሎ ዝምራሕ ሓይሊ ምልሻ፣ ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ
Radio Erena: 08 August 2021
ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ኣባላት ናይቲ ብሓምዳን ዳግሎ ዝምራሕ ሓይሊ ምልሻ፣ ናይ ሞት ፍርዲ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ሰሜን ኮርዶፋን ዝርከብ ኣል ዑበይድ ዝተባህለ ቤት ፍርዲ፣ ነቶ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦
Radio Erena: 06 August 2021
Radio Erena · ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021
[...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ሰለፈኛታት ዝቐተሉ ሽዱሽተ ወትሃደራት ብሞት ክቕጽዑ ወሲኑ
Radio Erena: 05 August 2021
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ኣብ 2019 ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰልፈኛታት ቶኽሲ ብምኽፋት ሽዱሽተ ሰባት ንዝቐተሉ ሽዱሽት ወትሃደራት ብሞት ክቕጽዑ ከምዝወሰነ ማዕከ [...]
ብመንገዲ ሱዳን ናብ ትግራይ ዘእቱ መንገድታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብጽጻሕ ክኽፈት ኣመሪካን ፈረንሳን ጸቕጢ ይገብራ
Radio Erena: 05 August 2021
ኣመሪካን ፈረንሳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይን ብመንገዲ ሱዳን ሰብኣዊ ሓገዛት ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ሱዳን ተመያይጠን።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ሓተቲ ዑቕባ፣ ንደቆም ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሞም ዘሎ ተነጽሎ ዝቓወም ጥርዓን ኣቕሪቦም
Radio Erena: 05 August 2021
ኣብ እስራኤል፣ ምምሕዳር ከተማ ቴልኣቪቭ – ያፎ፣ ካብ ስደተኛታት ንዝተወልዶ ቆልዑ፣ ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሞም ንዘሎ ኣሉታዊ ኣድልዎን ተነጽሎን ዝቓወም ጥርዓን ናብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 August 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ፣ ንሰነድ ነቲ ጉዳይ ከተጻሪ ዝተመዘዘት ኮሚተ ብምጥቃስ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ኣፍሊጡ [...]

ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና
Radio Erena: 04 August 2021
https://www.youtube.com/watch?v=6rAjn4VKPNc [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 04 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምብጻሕ ዘካየደት ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ሓይልታት ናብቲ ቅድሚ ኵናት ዝጀመረሉ ከባቢታት ክስሕቡ ጸዊዓ።
ኣብ [...]
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ
Radio Erena: 04 August 2021
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል(Global Yiakl) ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ፈላሚን መስራትን ጉባኤ ድሕሪ ምክያድ፣ 13 ዝኣባላታ ኣካያዲት ስራሕ መሪጹ ደምዳሚ ኣዋጅ [...]
ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 03 August 2021
ቱርኪ፣ ጸጥታን ርግኣትን ኢትዮጵያ ከምዘገድሳን፣ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ንምግባር ድልውቲ ምህላዋን ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ፕረዚደንት ጣይብ ኤርዶዋን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]