Author: amanuel

1 325 326 327 328 329 565 3270 / 5645
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ክበጽሕ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ክበጽሕ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 10 August 2021 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት-UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራ፣ ክበጽሕ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ካብ 13 ሓምለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ብኣስታት 50% ከምዝነሃረ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን'ዚ ሓደ ዶላር ኣመሪካ፣ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብ67 ብር ይሽረፍ ከምዘሎ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መላእ ዓለም ኣብ ዝተሻቐለሉ ኵናት ትግራይን ምትእትታው ኤርትራን ስቕታ ምምራጹ ተነቒፉ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መላእ ዓለም ኣብ ዝተሻቐለሉ ኵናት ትግራይን ምትእትታው ኤርትራን ስቕታ ምምራጹ ተነቒፉ

Radio Erena: 10 August 2021 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ስቕታ ምምራጹ፣ ብዝተፈላለዩ ተንተንቲ ይንቀፍ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝማእከሉ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ፣ ልዕሊ 12 ሽሕ ህዝቢ ካብ መነባብሩኡ ተመዛቢሉ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ፣ ልዕሊ 12 ሽሕ ህዝቢ ካብ መነባብሩኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 10 August 2021 ኣብ ሱዳን፣ ብዝወረደ ሓያል ዝናብን ውሕጅ ዘስዓቦ ዕልቕልቕን፣ ልዕሊ 12 ሽሕ ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ከምዝተፈናቐለ ተገሊጹ። 8 ዞባታት እታ ሃገር በቲ ባህርያዊ ሓደጋ ተጸልየን ኣለዋ [...]
ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

Radio Erena: 09 August 2021 https://www.youtube.com/watch?v=Zb1nDjvoU5s [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

Radio Erena: 09 August 2021 ሱዳን ኣብ ኢትይጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ገሊጸን። እታ ሃገር፣ ብሰንበት 08 ነሓሰ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሰሓበት ዝግለጽ ዘሎ፣ መ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሞንጎ ተጻረርቲ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሞንጎ ተጻረርቲ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 August 2021 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ብምክትል ፕረዚድንት ሬክ ማሻር ዝምርሑ ዕጡቓትን፣ ብሌተናት ጀነራል ሲሞን ጋትወች ዱዋል ዝምርሑ ሓይልታት ብዝተኻየደ ግጭት ኣስታት 30 ሰባት ከምዝተቐት [...]
ቱርኪ፣ ‘ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ሞይቱ’ እናበለ ንዘጋውሐ ኡጋንዳዊ ነጣፊ ማሕበራዊ ሜድያ፣ ከምዘይተረክቦ ኣፍሊጣ

ቱርኪ፣ ‘ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ሞይቱ’ እናበለ ንዘጋውሐ ኡጋንዳዊ ነጣፊ ማሕበራዊ ሜድያ፣ ከምዘይተረክቦ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 August 2021 መንግስቲ ቱርኪ፣ ንኡጋንዳ ን38 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ሞይቱ እናበለ ንዘጋውሐ፣ ፍረድ ሉምቡየ ንዝተባህለ ኡጋንዳዊ ተቓዋሚ መንግስቲ፣ ናብ ሃገሩ ከምዘይሰጎ ኣፍሊ [...]
WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 08 August 2021 ዓለማዊ ውድብ ጥዕና WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። WHO ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ኮምፕዩተራትን ካልእ መሳርሒታት ተ [...]
‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ኣይኮኑን’ ሳማንታ ፖወር

‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ኣይኮኑን’ ሳማንታ ፖወር

Radio Erena: 08 August 2021 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ክፈትሑ ቅሩባት ከምዘይኮኑ፣ ኣብታ ሃገር ዑደት ዘካየደት ኣመሪካዊት በዓልቲ ስልጣን ገሊጻ። ሓላፊት ዩ. [...]
1 325 326 327 328 329 565 3270 / 5645