Author: amanuel

1 314 315 316 317 318 548 3160 / 5471
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም

ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም

Radio Erena: 16 July 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ንዝማረኽዎ ኣጽዋርን ንብረታትን ኣብ ምምልላስ፣ ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ዕዳጋ ነዳዲ ንምፍታሕ ተሰማሚዐን

ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ዕዳጋ ነዳዲ ንምፍታሕ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 16 July 2021 ስዑዲ ዓረብን ሕብራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ዕዳጋ ነዳዲ፣ ብዘተ ንምፍታሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ። እዘን ኣብ ጉዳይ የመንንን፣ ንቀጠር ኣብ ከበባ ንምእታውን ብልፍን [...]
ሶማል፣ ናይ መጀመርያ ጓለነስተይቲ ንፕረዚደንት ክትወዳደር’ያ

ሶማል፣ ናይ መጀመርያ ጓለነስተይቲ ንፕረዚደንት ክትወዳደር’ያ

Radio Erena: 16 July 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ሓንቲ ጓለነስተይቲ ሕጽይቲ ኮይና ቀሪባ። እዛ ፎውዝያ ዮሱፍ ሓጂ ኣደም ዝተባህለት ኣባል ባይቶ፣ ብደቂተባዕትዮ ጥራይ [...]
عين راصدة: اللاجئون الارتريون الحلقة الأضعف في الصراع

عين راصدة: اللاجئون الارتريون الحلقة الأضعف في الصراع

فتحي عثمان لإذاعة إرينا الدولية 15 يوليو 2021 اللاجئون الارتريون في تيغراي، كانوا ولا يزالون، هم الحلقة الأضعف في الصراع الدامي الدائر هناك. قبل [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ኣጋጢሙ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 15 July 2021 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ሓይሊ ኣየር ሓያል ነትጕ ከምዘጋጠመ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ነትጕ፣ ሓያል ባርዕን ትኪን ከምኡ ድማ ንሰዓ [...]
ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 14 July 2021 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ፍሊፖ ግራንዲ ኣረጋጊጹ። ኮሚሽነር ግራን [...]
ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለምና፣ ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝቐዳደሙ ብዝሒ ኤርትራውያን፡ ሓሙሽተ በጺሑ

ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለምና፣ ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝቐዳደሙ ብዝሒ ኤርትራውያን፡ ሓሙሽተ በጺሑ

Radio Erena: 14 July 2021 ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዎርልድ ቱር ቲም ተጠርኒፎም ዝወዳደሩ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፡ ሓሙሽተ በጺሑ። ኣብዚ ዓመት'ዚ ብ3 ኤርትራውያን ዝጀመረ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምስ ናይ ዓ [...]
ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

Radio Erena: 13 July 2021 ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ዝካየደቶ ካልኣይ እብረ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ዝተቓወመት ግብጺ፣ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ዘትያ። ብሰኑይ 12 ሓምለ ናብ ብራስለስ ዘም [...]
ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

Radio Erena: 13 July 2021 ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ፈረንሳ እቲ ፍርቁ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክስሕብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ  ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን

Radio Erena: 12 July 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን። ኣቐዲመን፣ ኣብቲ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ፣ ክታበት ጸረ ኮ [...]
1 314 315 316 317 318 548 3160 / 5471