Author: amanuel
ኤርትራዊት ፈረንሳዊት መቕደስ ወልዱ “ናይ ወርሒ መስከረም ብልጽቲ ኣትሌት ፈረንሳ” ኮይና
Radio Erena: 13 October 2021
ኤርትራዊት-ፈረንሳዊት መቕደስ ወልዱ፣ ናይ ወርሒ መስከረም ብልጽቲ ኣትሌት ፈረንሳ ኮይና ተመሪጻ።
ኣትሌት መቕደስ ወልዱ፣ ብ29 ከምኡ ድማ 4 መስከረም፣ ኣብ ናይ ትራንክን ናይ [...]
عرض فيلم وثائقي في باريس يتناول أوضاع المهاجرين في ليبيا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 12 اكتوبر 2021
عرض مساء أمس الاثنين في باريس فيلم وثائقي للصحفية الايطالية سارة كريتا. وتناول الفيلم الذي ح [...]
ኣባላት ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ብዘይዝኾነ ገበን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ክሳብ 10 ሽሕ ብር ጉቦ እናኽፈሉ የውጽእዎም ምህላዎ ተቓውሊዑ
Radio Erena: 11 October 2021
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታት ኢትዮጵያን፣ ኤርትራውያን ምእንቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ብኣባላት ፖሊስ ይእሰሩ ምህላዎም፣ ኣባላትን ወደብትን ኮሜቴ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን [...]
وفاة ثلاثة اطفال ارتريين في معسكر ماي عيني بسبب الجوع
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 12 اكتوبر 2021
أفادت مصادر مطلعة لإذاعة إرينا بأن ثلاثة أطفال ارتريين توفوا بسبب التجفاف والجوع وذلك في معس [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ስለዘሎ፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ምስ ግብጺ ክዝቲ ቅሩብ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ገሊጹ
Radio Erena: 11 October 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ስለዘሎ፣ ኣብ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ምስ ግብጺ ክዝቲ ቅሩብ ከምዘይኮነ፣ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳል [...]
ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 11 October 2021
ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ናይቶም ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ [...]
ፕረዚደንታት ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን ምትሕግጋዝ ክልቲኤን ሃገራትን ዘትዮም
Radio Erena: 11 October 2021
ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ብዝምልከት ዘትየን።
እቲ ዘተ፣ ዝተኻየደ፣ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገ [...]
ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ወትሃደራዊ ውዕል ዝሰረዘት ፈረንሳ፣ ብኣንጻሩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ እገዳ ክትግብር ካብ ዝድግፋ ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: 11 October 2021
ምስ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዳግመ-ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ፣ ዝተፈላለየ ወትሃደራዊ ስምምዓት ዝኸተመት ፈረንሳ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ብኣንጻሩ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወት [...]
ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ቶም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወገናቶም ብዝምልከት ምስ ሓላፊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘትዮም
Radio Erena: 11 October 2021
ኣርባዕተ ኣባላትን ወደብትን ኮሜቴ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣሻቓሊ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ናይቶ [...]
ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ወደብ ፖርት ሱዳን ኣሰናኺሉ ዘሎ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን
Radio Erena: 10 October 2021
ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ነርወይን፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ዝዓጸወ ኣድማ ደው ክብል ጸዊዐን።
እዘን ሰለስተ ሃገራት፣ ብ8 ጥቅምቲ [...]