Author: amanuel
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ‘ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።’ ከምዝበለተ ንዝገልጽ ጸብጻባት ነጺጋቶ
Radio Erena: 25 November 2021
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ 'ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።' ከምዝበለተ፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ኣብ እትሕተም መጽሔት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ [...]
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ንምሕጋዝ ዝኣተዎ ውዕል ሰሪዙ
Radio Erena: 25 November 2021
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ብሓገዝ ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዝሰረዘ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቃሊሓ።
[...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ሰጕጉ።’ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ
Radio Erena: 24 November 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣርባዕተ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣየርላንድ ከምዝሰጎጕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣየርላንድ፣ ሲሞን ኮቨነይ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተር [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኩነታት እቲ ዞባ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዘትያ
Radio Erena: 24 November 2021
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት እቲ ዞባን ክብርከት ዝግብኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ብኣካል ንምምራሕ ናብ ቅድመ ግንባር ከምዝኸደ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 November 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ብኣካል ንምምራሕን መስዋእቲ ንምኽፋልን፣ ናብ ቅድመ ግንባር ከምዝኸደ ተገሊጹ።
ንሱ ቅድሚ ናብ ግንባር ምኻዱ [...]
ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል፣ ኣብ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሰነዳት ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባሉ ኢድ ከምዘይነበሮ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 November 2021
ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል፣ ኣብ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተልኣኹ ወትሃደራት ሰነዳት ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ፣ ኢድ ከምዘይነበሮ፣ ነቲ ጉዳይ ክትምርምርን ከተጻር [...]
مجموعة الوان للآداب والفنون الارترية تعلن عن الفائزين بجائزة دبروم للإبداع الفني
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 23 نوفمبر 2021
أعلنت اللجنة المشرفة على جائزة دبروم للإبداع الفني عن نتائج دورتها الأولى لسنة 2021
وتكونت [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ 2.3 ሚልዮን ህዝቢ ተጽባዪ ረዲኤት ኮይኑ
Radio Erena: 23 November 2021
ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኣስታት 2.3 ሚልዮን ህዝቢ ንከቢድ ስእነት ማይን መግቢን ተቓሊዑ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ምስ መንግስቲ ሶማል ብ [...]
ጂቡቲ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን 1.7 ቢልዮን ዶላር ከሲረ ኢላ
Radio Erena: 23 November 2021
ጂቡቲ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ናብን ናብን ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ልውውጥ ብ20% ከምዘንቆልቆለ ገሊጻ።
ሚኒስተር ፋይናንስ ጂቡቲ፣ ኤልያስ ሙሳ ድዋለ [...]
ኡጋንዳ፣ መጥቃዕቲ ዝሃንደሱ ጥርጡራት ንምህዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ ስርሒታት፣ 7 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 23 November 2021
ሓይልታት ጸጥታ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ንዝተኻየደ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት ንዝሃንደሱ ጥርጡራት ንምህዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ ስርሒት፣ ብውሕዱ 7 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣፍሊጣ።
[...]