Author: amanuel
‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR
Radio Erena: 21 January 2022
ናብ ክልል ትግራይ፣ መሰረታዊ መድሃኒታት ዝርከብዎ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝግበር ዘሎ ከበባ፣ ኣብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብ [...]
ብሪጣንያ፣ ዝነጸገቶም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ
Radio Erena: 21 January 2022
ብሪጣንያ፣ ንዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዘይተቐበለቶም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ መደብ ከምዘለዋ ዘ ጋርድያን ኣቃሊዑ።
ርዋንዳ፣ ብስም ወለንታዊ ምምላስ ካብ እስራኤል ንዝተሰጎጉ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ዋንነት ብርኪ ወደብ በርበራ ብዝምልከት ይመያየጡ
Radio Erena: 20 January 2022
ፕርዚደንት ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ዝመርሖ ላዕለዎይ ወኪል መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር [...]
ወኪል መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስጢራዊ ርክብ ከምዘካየደ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 January 2022
ወኪል መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ መራሒ ናይቲ ኣብ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ብረቡዕ 19 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ምስጢራዊ ርክብ ከምዘካ [...]
‘ኵናት ትግራይ ብዲፕሎማሲን ፖለቲካን ንምፍታሕ ዝልዓለ ዕድል ከምዘሎ ኦባሳንጆ ገሊጹለይ ።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 20 January 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ን14 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኵናት፣ ብሰላም ንምፍትሑ ዝጭበጥ ጻዕርታት ይካየድ ምህላዉ፣ ዘሕጉስ'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ።
እቲ ዋና [...]
شاب ارتري يقتل والده طعنا بسكين في زيمبابوي
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 20 يناير 2022
رفضت محكمة في عاصمة زيمبابوي هراري الافراج المؤقت عن الشباب نيات دانئيل فصوم يوم الاثنين الماضي [...]
‘ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ዚምባብዌ፣ ብወዱ ብኻራ ተቐቲሉ’
Radio Erena: 19 January 2022
ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ዚምባብዌ ንዝነብሩ ስድራቤቱ ብኻራ ከምዘጥቅዖም ማዕከናት ዜና ዚምባብዌ ሓቢረን።
እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ተማሃራይ ዩኒቨርስቲ ምዃኑ ዝተጠቕሰ ኤርትራዊ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግብረ መልሲ ናይቲ ካብ ሑቲ ዝተፈነወላ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰንዓ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ
Radio Erena: 19 January 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ከም ግብረ መልሲ ናይቲ ሑቲ ዝፈነወላ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ።
በቲ ብሰኑይ 17 ጥሪ ዝተኻየደ ደብዳብ [...]
እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክርትእዮ ኣብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ነጺጋ
Radio Erena: 19 January 2022
እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክትርእዮ ካብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ከምዝነጸገት መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ሓቢሩ።
ብመሰረት እቲ መርበብ፣ መን [...]
The Effect of the Eritrean Butterfly
Radio Erena: 18 January 2022
Members of the inner circle of President Isias Afwerki appreciate him as a voracious reader. Indeed, he is. He use [...]