Author: amanuel

1 270 271 272 273 274 579 2720 / 5783
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር

ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር

Radio Erena: 24 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ማዕከ [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ

Radio Erena: 24 April 2022 ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ ከምዘለዉ፤ ሮይተርስ ካብታ ሃገር ኣብ ዝፈነዎ ዜና ገሊጹ። 'ራሻ ዝ [...]
ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም

ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም

Radio Erena: 24 April 2022 ኣብ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃን ኢጋድን ምስ ዓብደልፋታሕ ኣል [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 23 April 2023 Radio Erena · ቀዳም 23 ሚያዝያ 2022   [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት የመንን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም

ሓድሽ ፕረዚደንት የመንን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም

Radio Erena: 22 April 2022 ብ07 ሚያዝያ ስልጣኑ ንዝሓደገ ፕረዚደንት የመን ነበር፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ዝተከአ፣ ራሽድ ኣል ዓሊሚን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን፣ ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 April 2022 ኣብ ትግራይ ጸኑዑ ዘሎ ከበባን ዕጽዋን ብሰንኪ ዘስዓቦ ዓጸቦ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ልዕሊ 1900 ቆልዑ ከምዝሞቱ፣ ብሰብ ሞያ ሕክምና ናይቲ ክልል ንዝተዳለወ ጸብጻብ ብምጥ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ

Radio Erena: 21 April 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ፣ ኣንጻራ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ንዝተወስደ ስጉምታት ብወግዒ ዝተቓመ መንግስቲ ኤርትራ፣ ደገፉ ደጊሙ ንምርግጋጽ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ' [...]
ፈረንሳ፣ ልዕሊ 2 ሽሕ ወትሃደራዊት ዝተሳተፈዎ ጽዑቕ  ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

ፈረንሳ፣ ልዕሊ 2 ሽሕ ወትሃደራዊት ዝተሳተፈዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 April 2022 ፈረንሳ፣ 2100 ወትሃደራዊት ዝተሳተፍዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ። እቲ ካብ መፋቕር ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ ዝተኻየደ፣ 'ዋክሪ' ዝተሰምየ ልምምድ፣ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ሰሜን [...]
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

Radio Erena: 20 April 2022 መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። 'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
1 270 271 272 273 274 579 2720 / 5783