Author: amanuel

1 263 264 265 266 267 579 2650 / 5782
ኣብ 10 መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ቀዳማይ ዝወጸ ቢንያም ግርማይ፣ ዓወቱ ኣብ ዝጽንብለሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ብዝወረዶ ናይ ዓይኒ ማህሰይቲ ካብቲ ውድድር ተኣልዩ

ኣብ 10 መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ቀዳማይ ዝወጸ ቢንያም ግርማይ፣ ዓወቱ ኣብ ዝጽንብለሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ብዝወረዶ ናይ ዓይኒ ማህሰይቲ ካብቲ ውድድር ተኣልዩ

Radio Erena: 18 May 2022 ኣብ 10ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ቀዳማይ ብምውጻእ ኣብ ግራንድ ቱር ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ዝሰነደ ቢንያም ግርማይ፣ ኣብ ፖድዮም ዓወቱ ኣብ ዝጽንብለሉ ዝነበረ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ሰንዓ ናይ መጓዓዝያ በረራ ኣካይዱ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ሰንዓ ናይ መጓዓዝያ በረራ ኣካይዱ

Radio Erena: 18 May 2022 መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብን ናብን ሰንዓ ዘካይዶ ዝነበረ ኣህጉራዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ኣብ 2015 ደው ካብ ዘብል ንደሓር፣ ብሰኑይ 16 ግንቦት፣ ንፈለማ እዋኑ 151 ገያሾ ናብ ዓማን [...]
ቢንያም፣ ኣብ 10ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ቀዳማይ ብምውጻእ ኣብ ግራንድ ቱር ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰኒዱ

ቢንያም፣ ኣብ 10ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ቀዳማይ ብምውጻእ ኣብ ግራንድ ቱር ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰኒዱ

Radio Erena: 17 May 2022 ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም፡ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ቀጺሉ ኣብ ዝወዓለ ዓስራይ መድረኽ ጂሮ'ዲ ኢጣልያ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ መጥቃዕቲ ንምክልኻል መሰል ከምዘለዎ ገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ መጥቃዕቲ ንምክልኻል መሰል ከምዘለዎ ገሊጹ

Radio Erena: 17 May 2022 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ መጥቃዕቲ ንምክልኻል መሰል ከምዘለዎ፣ ብሰሉስ 17 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓተታ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ኣብ ሓተትኡ፣ 'ጃንዳ ወያነ' [...]
ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 May 2022 ንደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ኣብ ዘራኽብ፣ ዑመር ናይ ግዳዊ መስመር ጁባ- ኒሙለ፣ ዕጡቓት ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም። በቲ ኣብ ዞባ ማጋዊ፣ ከተማ ኒሙለ ኣብ ዝርከ [...]
ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ

ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ

Radio Erena: 17 May 2022 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ከፋኑ ምዃኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢሩ። ክልተ ምሉእ ናይ ጀነራል፣ ሰለስተ ናይ ልዩተ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

Radio Erena: 17 May 2022 ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

Radio Erena: 17 May 2022 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን። ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን 4 ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብን ብፖሊስ ተታሒዞም

ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን 4 ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብን ብፖሊስ ተታሒዞም

Radio Erena: 16 May 2022 ፖሊስ ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን ኣርባዕተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ

Radio Erena: 16 May 2022 ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ። ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
1 263 264 265 266 267 579 2650 / 5782