Author: amanuel

1 254 255 256 257 258 579 2560 / 5781
‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

Radio Erena: 19 June 2022 ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ፣ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይትሰድድ ደው ዘበለሉ መስርሕ፣ ሕቶታት ዘለዓዕል እዩ ክብል መንግስቲ ብሪጣንያ መግለጺ ኣውጺኡ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉ [...]
‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 19 June 2022 ሰራዊት ሶማልያ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ምስ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ ውግእ፣ ዓሰርተታት ኣባላት’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብዓርቢ 17 ሰነ ዝተኻየደ ግጥም፣ ኣባላት ኣል [...]
‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

Radio Erena: 19 June 2022 ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ንደቡብ ሱዳን ዝልግሶ ዝነበረ ናይ መግቢ ረዲኤት ከጉድሎ ምውሳኑ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ’ታ ሃገር ከቢድ ጽልዋ ከሕድር ከምዝኾነ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሕቡራት [...]
The Impossible Mission: Reporting Human Rights Situation in Eritrea

The Impossible Mission: Reporting Human Rights Situation in Eritrea

Radio Erena: 17 June 2022 Human rights conditions are worsening at some frightening pace in Eritrea. The reports of International non-governmen [...]
ሶማልን ኬንያን፣ ብጉዳይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተሰሓሒበን

ሶማልን ኬንያን፣ ብጉዳይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተሰሓሒበን

Radio Erena: 17 June 2022 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ርክባት፣ ባንዴራ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምንብልባሉ፣ መንግስቲ ሶማል ተቓውሞኡ ገሊጹ። ናብቲ ርክብ ዝተዓደመ ኣምባ [...]
ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም

ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም

Radio Erena: 17 June 2022 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ፍሉያት ልኡኻት፣ ዳቪድ ኮርፔላ ከምኡ ድማ ፍሉይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን፣ ኣነት ወበር ዝመራሕ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’

‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’

Radio Erena: 17 June 2022 ልዕሊ 800 ሽሕ ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ይነብሩ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ጠቕላላ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለዉ ሱዳናውያን ስደተኛታት 82 [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንጎኝነት ኬንያ ኣብ ዝካየድ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክንሳተፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም

ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንጎኝነት ኬንያ ኣብ ዝካየድ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክንሳተፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም

Radio Erena: 16 June 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ብመንግስቲ ኬንያ ኣብ ዝውደብ ዘሎ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ድሉዋት ምህላዎም ኣፍሊጦም። እቶም ሓይልትታ ነዚ ዘፍለጡ፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ፣ ዶ/ር [...]
ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

Radio Erena: 16 June 2022 ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንርእሰ ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ። ወሃቢ ቃል ክልል ጋምቤላ፣ ንጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እ [...]
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

Radio Erena: 16 June 2022 ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር፣ ብሰሉስ 14 ሰነ ክካየድ ዝተወጠነ በረራ፣ ብምትእትታዉ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ ተሰሪዙ። ካብ 10 ዘይሓልፉ ሓተቲ ዑቕባ፣ [...]
1 254 255 256 257 258 579 2560 / 5781