Author: amanuel
ሊብያ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ትሪፖሊ ኲናት ይካየድ
Radio Erena: 28 August 2022
ኣብ ሊብያ ክተማ ትሪፖሊ፣ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወተሃደራውያን ሓይልታት ኲናት ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ብቀዳም 27 ነሓሰ ከምዝተጀመረ ዝተገልጸ ኲናት ኣብ መ [...]
ኣብ መንጎ ምልሻ ሑቲን መንግስትን ሳልሳይ ዙር ዘተ ክካየድ እዩ
Radio Erena: 28 August 2022
ንመተሓላለፊ መስመር ከተማ ጣይዝ ናይ የመን ብዝምልከት ኣብ መንጎ ምልሻ ሑቲን መንግስትን ሳልሳይ ዙር ዘተ ክካየድ እዩ።
እቲ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ከተማ ዓማን ናይ ዮርዳኖስ ክካየድ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም፣ ህወሓት ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዘሚቱ፣ ክብል ይኸስስ
Radio Erena: 26 August 2022
ህወሓት፣ ንህዝባዊ ረዲኤት ዝተኸዘነ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዘሚቱ፣ ክብል ውድብ መግቢ ዓለም ከሲሱ።
ኣቦ ወንበር’ቲ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 25 ነሓሰ ኣ [...]
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ይኹንን
Radio Erena: 26 August 2022
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ነቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ዝኹንን መግለጺታት የውጽእ ኣሎ።
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንጋዜጠኛ [...]
ማልታ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብሓደጋ ማኪና ሞይቱ
Radio Erena: 26 August 2022
ኣብ ማልታ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ብሓደጋ ማኪና ዝሞተ ውልቀሰብ፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ተፈሊጡ።
እቲ ወዲ 29 ዓመት ኤርትራዊ፣ ኣብ ቦታ ሓደጋ ብኡ ንብኡ ህይወቱ ከምዝሓለፈት፣ ፖ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት ከምዝሓምሸሸ ገሊጹ
Radio Erena: 25 August 2022
ተተኮስቲ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት፣ ብጸረ ነፈርቲ ተሃሪማ ከምዝተሓምሸሸት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ገሊጹ።
ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ መጀር ጀነ [...]
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኤርትራዊት መንእሰይ ዝቐተለ ውልቀሰብ፣ ን21 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 25 August 2022
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኤርትራዊት መንእሰይ ዝቐተለ ውልቀሰብ፣ ን21 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ።
እቲ ሓለፎም ወልደዮሃንስ ዝተባህለ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ፣ ካብቲ ብ [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት መ.ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዳግማይ ኲናት ተወሊዑ
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ተተግቢሩ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ተጣሒሱ፣ ዳግማይ ኲናት ከምዝተወለዐ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ከባቢ ከተማ ቆቦ ከምዝተወለዐ ዝንገረሉ ዘሎ ኲናት፣ [...]
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ
Radio Erena: 24 August 2022
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።
ምንጭታት ፖሊስ ካብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እታ ነዚ [...]
ኬንያ፣ ራይላ ኦዲንጋ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 24 August 2022
ብድምጺ ብልጫ ብጸቢብ ዝተሳዕረ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ራይላ ኦዲንጋ፣ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ።
ማዕከናት ዜና ኬንያ ብዘቃልሖኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት [...]