Author: amanuel

1 231 232 233 234 235 578 2330 / 5778
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

Radio Erena: 10 September 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ። እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 60 ሰለማውያን ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። ልዕሊ 70 ሰባት 'ውን ብከ [...]
ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 September 2022 ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ናይ ክልተ መዓልታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም። እቲ ኣድማ ኣብ ዞባታት ካርቱም፣ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሰ [...]
ትካል ግብረ ሰናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ 181 ሰባት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣካይዱ

ትካል ግብረ ሰናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ 181 ሰባት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 September 2022 ብትካል ግብረ ሰናይ ንጉስ ሳልማን ዝምራሕ ተበግሶ 'ኑር ስዑዲ ዓረብ'፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ናይ ሕክምና ዓይኒ መደባት ምክያዱ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ [...]
ግብጽን ኣልጀርያን፣ ብዑደት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኣልጀርስ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ

ግብጽን ኣልጀርያን፣ ብዑደት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኣልጀርስ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 September 2022 ግብጺ፣ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ኣልጀርያ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበባት ዜና እቲ ዞባ ኣቃሊሐን። ኣብ 2020 [...]
ሶማል፣ ኣብ መእለዪ ማእከላት ዝነበሩ ኣስታት 700 ቆልዑ ብዓጸቦ ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ መእለዪ ማእከላት ዝነበሩ ኣስታት 700 ቆልዑ ብዓጸቦ ሞይቶም

Radio Erena: 08 September 2022 ኣብ ሶማል፣ ግዳያት ደርቂ ኣብ ዝዕቆብሉ ማእከላት ክእለዩ ዝጸንሑ ኣስታት 700 ቆልዑ ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNI [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ‘ካራሩ ዝዓጠቑ በጋሚንዶታት ኣጥቂዖሙና’ ክብል ወቒሱ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ‘ካራሩ ዝዓጠቑ በጋሚንዶታት ኣጥቂዖሙና’ ክብል ወቒሱ

Radio Erena: 08 September 2022 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ክካየድ ዝተወጠነ ፌስቲቫላት ህግደፍ፣ ካብ መንእሰያት ሓያሎ ተቓውሞ ገጢምዎ፣ መብዛሕትኡ ኣብ ዝፈሸለሉ ፍጻሜታት፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲን ኤምባሲታ [...]
ኣልሸባብ፣ ረዲኤት ዝጸዓና ቃፍላይ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝቐተለ ተገሊጹ

ኣልሸባብ፣ ረዲኤት ዝጸዓና ቃፍላይ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝቐተለ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 September 2022 ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ሶማል መጥቃዕታቱ ኣሐይሉ ዝርከብ ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ፣ ከባቢ ሒራን ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
‘ጻውዒት ሰላም’ ዝተሰምየ ጋዜጣዊ ዋዕላ 10ታት ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸልኪሉ

‘ጻውዒት ሰላም’ ዝተሰምየ ጋዜጣዊ ዋዕላ 10ታት ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸልኪሉ

Radio Erena: 07 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፈርን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ድማ ብፍላይ፣ ነታ ሃገር ናብ ምሉእ ውድቀተ ከየምርሓ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ ብዕጡቓት ተጠቒዑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ ብዕጡቓት ተጠቒዑ

Radio Erena: 06 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ምብራቕ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ መንነቶም ካብ ዘይተነጸረ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝወረደኦ፣ ንኮርፐረሽን ምህርርቲ ሽኮር እታ ሃገር ብምጥቃስ [...]
1 231 232 233 234 235 578 2330 / 5778