Author: amanuel

1 224 225 226 227 228 567 2260 / 5665
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ይኹንን

ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ይኹንን

Radio Erena: 26 August 2022 ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ነቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ዝኹንን መግለጺታት የውጽእ ኣሎ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንጋዜጠኛ [...]
ማልታ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብሓደጋ ማኪና ሞይቱ

ማልታ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብሓደጋ ማኪና ሞይቱ

Radio Erena: 26 August 2022 ኣብ ማልታ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ብሓደጋ ማኪና ዝሞተ ውልቀሰብ፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ተፈሊጡ። እቲ ወዲ 29 ዓመት ኤርትራዊ፣ ኣብ ቦታ ሓደጋ ብኡ ንብኡ ህይወቱ ከምዝሓለፈት፣ ፖ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት ከምዝሓምሸሸ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት ከምዝሓምሸሸ ገሊጹ

Radio Erena: 25 August 2022 ተተኮስቲ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት፣ ብጸረ ነፈርቲ ተሃሪማ ከምዝተሓምሸሸት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ገሊጹ። ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ መጀር ጀነ [...]
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኤርትራዊት መንእሰይ ዝቐተለ ውልቀሰብ፣ ን21 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

ዓባይ ብሪጣንያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኤርትራዊት መንእሰይ ዝቐተለ ውልቀሰብ፣ ን21 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 25 August 2022 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ንኤርትራዊት መንእሰይ ዝቐተለ ውልቀሰብ፣ ን21 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ሓለፎም ወልደዮሃንስ ዝተባህለ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ፣ ካብቲ ብ [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት መ.ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዳግማይ ኲናት ተወሊዑ

ኣብ መንጎ ሰራዊት መ.ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዳግማይ ኲናት ተወሊዑ

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ተተግቢሩ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ተጣሒሱ፣ ዳግማይ ኲናት ከምዝተወለዐ፣ ብክልቲኦም ወገናት ዝተዋህበ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ከባቢ ከተማ ቆቦ ከምዝተወለዐ ዝንገረሉ ዘሎ ኲናት፣ [...]
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

Radio Erena: 24 August 2022 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ ዲፕሎማሰኛ ብጾታዊ ዓመጽ ጓለንስተይቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። ምንጭታት ፖሊስ ካብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እታ ነዚ [...]
ኬንያ፣ ራይላ ኦዲንጋ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ

ኬንያ፣ ራይላ ኦዲንጋ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 24 August 2022 ብድምጺ ብልጫ ብጸቢብ ዝተሳዕረ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ራይላ ኦዲንጋ፣ ንሕጋውነት እቲ ምርጫ ብዝምልከት ኣፈናዊ ክሲ ኣቕሪቡ። ማዕከናት ዜና ኬንያ ብዘቃልሖኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት [...]
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ገይሩ

ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ገይሩ

Radio Erena: 24 August 2022 ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ካሪም ክሃን፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ገይሩ። ኣብቲ ትማሊ 23 ነሓሰ ምስ ሰበስልጣን ሱዳን ዘካየዶ ርክብ፣ ብ [...]
ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 August 2022 ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ። ሮይተርስ ንሰብሞያ’ታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብ በኒ ዝተባህለት [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ

መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ

Radio Erena: 23 August 2022   ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ እንዳወሰኸ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ። ብ16 ነሓሰ [...]
1 224 225 226 227 228 567 2260 / 5665