Author: amanuel

1 201 202 203 204 205 565 2030 / 5650
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ

Radio Erena: 11 November 2022 ካብ 6 ክሳብ 18 ሕዳር፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ሼኽ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ፡ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ተሳቲፎም። መራሕቲ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

Radio Erena: 10 November 2022 ዜጋታት ኬንያ ካብ ጥሪ 2023 ኣትሒዞም ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም። በዚ ሓድሽ ውሳኔ፣ ንሓጺር ትምህርቲ፣ ስልጠና፣ ዑደት፣ ንግዲ ይኹን ካልእ፣ ን90 [...]
ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 10 November 2022 ኣሽሓት ተወላዶ ኑባ ዝኾኑ ሱዳናውያን፣ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕታት ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ካርቱም ኣካይዶም። እቲ ብ9 ሕዳር ዝተኻየደ ሰለማዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ናይ ሕርሻ ኩባንያ ብዘካየድዎ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ናይ ሕርሻ ኩባንያ ብዘካየድዎ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 10 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ክልል ኦሮሞያ ዘካይድዎ ዘለዉ ወትሃደራዊ ስርሒታት፣ ኣብ ዞባ ኣርሲ፣ ጂጂ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ናይ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 09 November 2022 ሓይሊ ኣየር ኡጋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ደብዳብ ከምዘካየደ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ። እቲ፣ ደጀን ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

Radio Erena: 09 November 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ ምዃና፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ነዚ ዝገ [...]
Somali President will Visit Eritrea

Somali President will Visit Eritrea

  Somali President Hassan Sheikh Mahmoud will visit Eritrea this week for the second time according to Shabelle Media Network. The Somali [...]
‘ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ወትሃደራውቱ ንምምላስ ዝዓለመ ካልኣይ እግሪ ዘተ ንምክያድ ናብ ኣስመራ ከምርሕ’ዩ’

‘ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ወትሃደራውቱ ንምምላስ ዝዓለመ ካልኣይ እግሪ ዘተ ንምክያድ ናብ ኣስመራ ከምርሕ’ዩ’

Radio Erena: 08 November 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰ ሸኽ ማሕሙድ፣ ንልዕሊ 3 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዎ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ንምምላስ ዝዓለመ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ካልኣይ እግ [...]
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

Radio Erena: 08 November 2022 ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ፖል ቢያ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ መበል 40 ዓመት፣ ብ06 ሕዳር ጸንቢሉ። እቲ ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ፕረዚደንት፣ 40 ዓመታት ንካሜሩን መሪሑዋ ከብቅ [...]
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 07 November 2022 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ካብ ሰኑይ 07 ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊ [...]
1 201 202 203 204 205 565 2030 / 5650