Author: amanuel
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 24 January 2023
ብሓላፊ ሃገራዊት ድሕነትን ጸጥታን፣ ሃካን ፊዳን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ምክያዱ ተሓቢሩ።
እቲ ሓላፊ ስለያ ቱርኪ፣ ናብ ሱዳን ዝበ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕን ህሉው ኩነታትን ብዝምልከት ዘትዩ
Radio Erena: 24 January 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተበጽሐ ስምምዕን ህሉው ኩነታትን ዝገምገመ ዘተ ምክያዱ ተሓቢሩ።
እቲ ዘተ ዝተኻየደ፣ ትማሊ ሰኑይ 23 ጥሪ፣ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝተጋብአ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ 30% ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 16 ሽሕ ወጻእተኛታት ኣሲራ
Radio Erena: 23 January 2023
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድን ሕጊ ዕዮን ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 16 ሽሕ ወጻእተኛታት ከምዝኣሰረት፣ ሳውዲ ጋዜጣ ሓቢራ።
ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር፣ ካብ 12 ክሳብ 18 [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 23 January 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ሞቛድሾ ኣብ ዘካያዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ዕጡቓት ናይቲ ጉጅለ፣ ብሰንበት 22 ጥሪ፣ ከባቢ [...]
‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ሰላም ንምውሓስ ወሳኒ’ዩ።’ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 23 January 2023
ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ሰላምን ተስፋን ንምውሓስ ወሳኒ ደረጃ ምዃኑ፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊጹ።
እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ [...]
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ይወጽእ ከምዘሎ ነበርቲ’ተን ከተማታት ገሊጾም
Radio Erena: 22 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሓያሎ ከተማታት ትግራይ ይወጽእ ከምዘሎ ነበርቲ’ተን ከተማታት ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝህብዎ ዘለዉ ናይ ዓይኒ ምስክርነት ገሊጾም።
ሰራዊት ኤርትራ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ መዚዙ
Radio Erena: 22 January 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ’ታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ኣፋንዩዎ።
ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ንይናገር ደሴ ካብ ስልጣኑ ዘባረረሉ ምኽንያት ብወግዒ እኳ እንተዘ [...]
ብግብጺ ዝቐረበ እማመ ሰላም ሱዳን፤ ብፖለቲካውያን ሓይልታት ተነጺጉ
Radio Erena: 22 January 2023
ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ዘሎ ፖለቲካዊ ቅልውላው ንምፍታሕ ዘቕረበቶ እማመ ንዘተ ሰላም ብሓያሎ ተቓወምቲ ሓይልታት ተነጺጉ።
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ብቀዳም 21 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሓይልታት ባሕሪ ሩስያን ቻይናን ኣብ ክሊ ማያ ሓባራዊ ልምምድ ከካይዳ ምፍቃዳ ንሃገራት ምዕራብ ኣስጊኡ
Radio Erena: 20 January 2023
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሓይልታት ባሕሪ ሩስያን ቻይናን፣ ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ዝርከብ ክሊ ማያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ፈቒዳ።
እታ ሃገር፣ ኣብቲ ካብ 17 ክሳብ 27 [...]
ርዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ፣ ንወዱ ሓደ ካብ ናይ ቀረባ ዓጀብቱ ክኸውን መዚዝዎ
Radio Erena: 20 January 2023
ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፓል ካጋመ፣ ኢያን ካጋመ ንዝተባህለ ወዱ፣ ሓደ ካብ ናይ ቀረባ ዓጀብቱ ክኸውን ከምዝመዘዞ ተሓቢሩ።
ናይ ምክትል ተለንቲ ማዕረግ ዘለዎ ኢያን፣ ኣብ ሓለዋ ፕ [...]