Author: amanuel

1 184 185 186 187 188 574 1860 / 5738
ኤርትራ ዝመበቖሉ፣ ወናኒ ትካል ለይታዊ ትልሂት ኣብ  ኣትላንታ ብጥይት ተቐቲሉ

ኤርትራ ዝመበቖሉ፣ ወናኒ ትካል ለይታዊ ትልሂት ኣብ ኣትላንታ ብጥይት ተቐቲሉ

Radio Erena: 10 February 2023 ኣብ ኣመሪካ፣ ኣትላንታ ዝርከብ፣ 'ሪፖብሊክ ላውንጅ' ዝተሰምየ፣ ህቡብ ትካል ለይታዊ ትልሂት ዝውንን ሚኪአል ጊዶወን፣ ብጥይት ተቐቲሉ። ቅድሚ 35 ዓመታት ምስ ሓዉ ካብ ኤርት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 February 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ08 ለካቲት ናብ ሮማ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት ሰርጅዮ ማተሬ [...]
ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 February 2023 ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ም [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናጺ ኣበርክቶ ክህልዋ ንምትብባዕ ዝዓለመ ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያን ኤርትራን ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናጺ ኣበርክቶ ክህልዋ ንምትብባዕ ዝዓለመ ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያን ኤርትራን ተኻይዱ

Radio Erena: 09 February 2023 ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናጺ ኣበርክቶ ክህልዋ ዝዕድም ዘተ ፕረዚደንታት ኬንያን ኤርትራን ምክያዱ መርበባት ዜና ገሊጸን። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኬንያዊ መዘንኡ ብዝገ [...]
ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 34 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 34 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 February 2023 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ግጭት፣ ብውሕዱ 34 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ ግጭት፣ ነቲ መንግስቲ [...]
ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎታት ምሃብ ጀሚሩ

ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎታት ምሃብ ጀሚሩ

Radio Erena: 08 February 2023 ምስ ምውላዕ ኵናት፣ ኣገልግሎታቱ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሰሉስ 07 ለካቲት ኣትሒዙ ዳግም ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ፣ ኣብ መቐለን [...]
ኤርትራ፣ ብጻውዒት ክተት ኣብ ትግራይ ናብ ዝተኻየደ ኵናት ወፊሮም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቝር ሰራዊት ይፋነዉ ኣለዉ

ኤርትራ፣ ብጻውዒት ክተት ኣብ ትግራይ ናብ ዝተኻየደ ኵናት ወፊሮም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቝር ሰራዊት ይፋነዉ ኣለዉ

Radio Erena: 08 February 2023 ብጻውዒት ክተት፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ናብ ዝተኻየደ ኵናት ወፊሮም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቝር ሰራዊት ይፋነዉ ምህላዎም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። [...]
ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ  ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 February 2023 ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ትግራይ ክዋፈር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ም [...]
Eritrean Cyclists Team Participates in African Continental Championship

Eritrean Cyclists Team Participates in African Continental Championship

  Radio Erena News: 7 February 2023 Eritrean National Cyclists Team is participating in the 19th African Continental Cycling Championship [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 February 2023 ኢትዮጵያ፣ SH-15 (PCL-181) ዝዓይነቱ፣ ኣብ ድሩዓት መካይን ዝጸዓን መዳፍዓት ዝርከቦ ኣጽዋር ካብ ቻይና ትሽምት ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ሚሊታሪ ኣፍሪ [...]
1 184 185 186 187 188 574 1860 / 5738