Author: amanuel

1 179 180 181 182 183 578 1810 / 5778
ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዞባ ሲዳማ ተኻየደ ግጭት፤ ብሄር ዘንቀሎ ወይ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዞባ ሲዳማ ተኻየደ ግጭት፤ ብሄር ዘንቀሎ ወይ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ሲዳማ፤ ኣብ መንጎ ነበርቲ ብዝተኻየደ፤ ህይወት ልዕሊ 10 ሰባት ዝወሰደ ግጭት፤ ብሄር ዘንቀሎ ወይ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ [...]
ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም

ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም

Radio Erena: 15 March 2023 ኣብ ጽባሕ ምክትል ፕረሲደንት ሱዳን ናብ ኤርትራ ዑደት ምክያዱ፤ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም። ሰክረ [...]
ሶማል ወረቐት መንነት ክትዕድል ክትጅምር’ያ

ሶማል ወረቐት መንነት ክትዕድል ክትጅምር’ያ

Radio Erena: 14 March 2023 ሶማል ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርታ ግዜ ንዜጋታታ ወረቐት መንነት ንምዕዳል ትሸባሸብ ኣላ። እቲ ንሰብ መዚ ብቐሊሉ መንነት ዜጋታት ንምልላይን ጽፉፍ ኣገልግሎት ንምሃብን ከኽእልዩ [...]
ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ፡ቀዋሚ ኣጀንዳ ዓረብ ሊግ ኮይኑ

ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ፡ቀዋሚ ኣጀንዳ ዓረብ ሊግ ኮይኑ

Radio Erena: 14 March 2023 ዓረብ ሊግ ኣብ ዝገበሮ መበል 159 ኣኼብኡ ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ ከም ቀዋሚ ኣጀንዳ ናይቲ ሊግ ክኸውን ኣጽዲቑ። ብመሪሕነት ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ተመሪሑ ዝተኻየደ [...]
መራሕቲ ሰራዊት ሱዳን ፍልልያቶም ከወግዱ ተሰማሚዖም

መራሕቲ ሰራዊት ሱዳን ፍልልያቶም ከወግዱ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 14 March 2023 ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓደል ፈታሕ ኣል ቡርሃንን ምክትሉ መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ ማለት ሑመትን፡ ብ ቀዳም 11 መጋቢት ኣብ ከተማ ካርቱም ተራኺቦም ብምዝርራብ፡ ጸጥታ ናይታ ሃገር ናብ [...]
ኢራንን ስዑዲ ዓረብን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአን ከሐድሳ ተሰማሚዐን

ኢራንን ስዑዲ ዓረብን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአን ከሐድሳ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 13 March 2023 ኢራንን ስዑዲ ዓረብን፣ ዲፕሎማስያዊ ዝምድነአን ንምሕዳስ ተሰማሚዐን። ላዕለዎት ሰበስልጣን ጸጥታ ክልቲኤን ሃገራት፣ ብመንጎኝነት ቻይና ኣብ በይጂንግ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዝርርብ፣ ክልቲ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ወሪዱዎ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ወሪዱዎ

Radio Erena: 13 March 2023 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ወሪዱዎ። ዘ ሪፖርተር ንምንጭታቱ ካብቲ ቤት ጽሕፈት ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ እቲ ናይ [...]
ቁጠባ ኤርትራ ኣብ 2023 ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ተኣሚቱ

ቁጠባ ኤርትራ ኣብ 2023 ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ተኣሚቱ

Radio Erena: 13 March 2023 ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ፡ ቁጠባ ኤርትራ ኣብዚ ዓመት፡ ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ኣሚቱ። ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ቁጠባ ኤርትራ ካብቲ ንሃገራት እዚ ዞባ ኣመልኪቱ ዘቐመጦ ናይ 3 [...]
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 12 March 2023 ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ። እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 12 March 2023 ጸሓፊ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት’ቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመልኪቱ። እቲ ቤት [...]
1 179 180 181 182 183 578 1810 / 5778