ፓትሪያርክ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

Radio Erena: 22 July 2019

ብዛዕባ’ቲ ብስም ሲኖዶስ ብ17 ሓምለ ዝተመሓለፈ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝውግዝ መግለጺ ብዝምልከት፣ ብጹእ ዎ ቅድሱ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮንስ ብወገኖም ካብ ኣስመራ ብድምጺ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። (ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቝ

)

እዚ ንልዕሊ 12 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ፣ ኣቦና፣ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ብ21 ሓምለ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ዶት ኦርግ ካብ ዝተዘርግሐ ገጽ ዝተወስደ’ዩ።

==================

COMMENTS

WORDPRESS: 2
  • comment-avatar

    Ezi dimtsi dea kab bet maeserti dikum kedihkumo? ewe tekoinu melskum interview tigebrelu bet maeserti telo Eritrea maebila malet u des ybleni. ayfal tekoinu melskum ayteaserun malet u. beti hade wegen dimma eti tsegem ab mongo abonan sinodosn mber mis mengisti Eritrea derakib yeblun. poletica kab haymanot fileywo hadera.

  • comment-avatar

    ኣምላኽ ክብሪ ሂቡኩም ንምስክር ክትኮኑ ደልይኩም። ዕድመን ጥዕናን ዩኣብኩም ዝበደለ ዘውደልደለ ንመንግስቲ ኢሳያስ ዝደገፈ መሰል ኣለዎ ንመንግስቲ ኣምላኽ ዘቐደመ ድማ ይሳቐ ኝኹሉ ግዜ ኣለዎ።