‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዘቕረበለይ ዕድመ ‘የ ናብ ኬንያ መጺአ’ Open mic ምስ ናትናኤል እስቲፋኖስ

Radio Erena: Saturday, o2 September 2023

COMMENTS

WORDPRESS: 1
  • comment-avatar

    ናትናኤል እስቲፋኖስ ኣብ መርገጽየይ ናተይ ሓሳብ ኢየ ዘኤንግድ ኣብ ክልቲኡ የለኩን ኢልካ፣በቲ ሓደ ከኣ መንግስቲ ዋርሳይ ክተክል ኢልካ ተቀቢልካዩ እንተከድካ፣ድሮ ነቲ ስርዓት ደጊፍካዩ ኣሎካ ማለት ኢዩ!!እዛ ብርኩታስ እምኒ ኣላታ እዛ ጉዳይ ይብል!!!ነባካ ዘይኮነ ኣብ እስር ቤት ንመዋእል ዝሓዩሮስ፣ንዓካ ክከውን ኢለ ኣይኣምንን፣ ምስ ኣምባሳደር በየነ ርእሶም ዝምውሎ ዘካይዶ ስራሕ ንስማዒ ዘገርም ኢዩ!!!ማንቲለ ጻድቅ ክትመስል ዝዋዉዕ ትኣስር ኢዩ ናትናኤል። ወይ ካልእ ጸገም ሃልካ ኣብ ኖርወይ ክጥቅመጠሉ ዘይከኣልካ፣ነዚ ምርጫ ምውሳድ ካልእ ጉዳይ ኢዩ ዝብል!!እንበር ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት ጽቡቅ ጌርካ ትፈልጦስ ነዚ ስጉምቲ ምውድሳድ፣ያያእ ይብሉ ዓድናናናናና።